ህ.ግ.ደ.ፍን መጋበሪያታቶምን “ኣደናጊሮም ዘፈረሙዎም ዜጋታት “ፌርማና ምለሱልና” ይብሉዎም ኣለዉ (እዋናዊ ሓበሬታ ካብ ሮማ)
Reply
ከምቲ ኩሉ ዝርእዮን ዝጸምዖን ዘሎ፡ ኣብዚ ግዜ ህግደፋዉያን ነቲ ኣብ ልዕሊ መራሕቶም ዝተኣወጀ እገዳ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ከም ናይ ሃገር ጉዳይ ኣምሲሎም ንህዝብና ንምድንጋር ዚገብርዎ ዘለዉ ግስጓስ ካብቲ ህዝብና ወሪዱዋ ዘሎ ናይ ጥምየት ሓለንጊ ንላዕሊ ተረኪቡለይ፡ ህዝቢ ንምድንጋር ከምቲ ናይ ኩሉ ጊዜ ፉሹል ፈተነኦም ላዕልን ታሕትን ክብሉ ይረኣኣዩ ኣለዉ። … more