ካልኣይ ዝምታ ስርዓት ህግደፍ ኣብ ዓባይ ብሪጣንያ
Reply
ስርዓት ህግደፍ ኣብ ዓባይ ብሪጣንያ መኸተና ዋሕስ ልኡላውነትናን ዕብየትናን ብዝብል ጉልባብ ንዕለት 07 ታሕሳስ 2008 ካልኣይ ናይ ዝምታ ወፍሪ ከካይድ እዩ። ኣብ ዝሓለፈ ቐዳማይ ዝምታ ወያነ ኩናት ክውልዓልና ይቐራረብ ኣሎ ዝብል ወረ ብምንፋስ ንህዝቢ ናብ ዘይተደለየ ሻቕሎት ብምሽማም ማሕፉድኡ መሊኡ:: ሕጂ ድማ ጭርሖኡ ብምትዕርራይ ንኻልኣይ ዝምታ ተበጊሱ ኣሎ። … more