ስርሒት ፈንቅል ፡ንጸላኢ ዝጎሓፈ፡ ህዝቢ ዝደበሰ፡ ድምቀት ወሲኹ ክዝከር ዝነብር ብዓል

ኣብ ቀዳማይ ክፋል፡ ሃገርና ብስርዓት ፈደረሽን ምስ ኢትዮጵያ ካብ ዝተቛረነትሉ ግዜ ጀሚሩ ንዓመታት ዝተዋህለለ ግፍዒ መሊኡ ስለ ዝተደፍአ ብዓወት ስርሒት ፈንቅል ኣብ ምንታይ ደረጃ ከም ዝበጽሐ ዝገልጽ’ዩ። … more

ኣብ ስደት ዝነብር ህዝቢ ኤርትራ፡ ንመዓልቲ ናጽነት ኤርትራ ብልዑል ናይ ቃልሲ መንፈስ ከምዝጸምበላ ካብ ዝተፈላለያ ሃገራት ዝበጽሑና ጸብጻባት ሓቢሮም።

ኣብ ስደት ዝነብር ህዝቢ ኤርትራ፡ ን24 ግንቦት መዓልቲ ናጽነት ኤርትራ ብልዑል ሃገራዊ ወንን ናይ ቃልሲ መንፈስን ከምዝጸምበላ ካብ ዝተፈላለያ ሃገራት ዝበጽሑና ጸብጻባት ኣመልኪቶም። ናይ ሎሚ ዘበን ጽምብል ናጽነት ካብ ዝሓለፉ ዓመታት ዝፍለየሉ ምኽንያት፡ ነቲ ንህግደፍ ከም ኤርትራ፡ ንመዓልቲ ናጽነት ከኣ ከም ድግስ ህግደፍን ደገፍቱን ጥራይ ዝጽምብል ፈላላዪ ዳሳት ህግደፍ ብምብዳህ፡ … more

ከቢድ መጠንቀቕታ ንኩሉ ኣብ ወጻኢ ዝነብር ዜጋ!!!

ኣብ ወጻኢ ሃገራት እትርከቡ ኤርትራዊያን ዜጋታት፡ ህላዌ ህዝብናን ሃገርናን ኤርትራ፡ ካብ ዝኸፍኤ ናብ ዝባኣሰ ኩነታት ወዲቁ ይርከብ ከምዘሎ ብሩህ ኮይኑ፡  ኩነታት መነባብሮ ህዝብና ብፍላይ፡ ብቃላት ክትገልጾ ዘይክኣል፡ ኣብ ታሪኽ መዋእል ኤርትራ ተሰሚዑን ተጌሩን ዘይፈልጥ ወዲቑ ይርከብ ከምዘሎ፡ ንኩሉ ኩነታት  ኤርትራን ህዝባን ዝከታተል ብሩህ ሓቂ ኢዩ … more