ሰለምንታይ’ዩ ዝኹሉ ናኣና ? By Assenna on March 14, 2011 Reply ክነዕርፍ’ ኢና’ኮ ዝኹሉ ጎይና፤ ክንከብር’ ኢና’ኮ መስዋእቲ ከፊልና፤ ብሕጊ እንዳባ ዝነባበር ጭዋ ህዝብና፤ ምተወሶኾ’ንበር ንሕናዶ ስርዓት ምሳኣና?