ኣብ ዝዓበየ ጉዳይ ሃገር እንተነተኩር…
Reply
ብ27 መስከረም ኣብ መርበብ ሓበሬታ ኣስናን ካልኦት መርበባትን፡ “ሕጂ’ውን መሪሕነት ኤ-ዲ-ኪ (ኪዳን) ሓደራ! ከይትህመሉ፡ ብምስምስ ዕርቂ” ብዝብል ኣርእስቲ ዝወጸ ጽሑፍ ኣንቢብናዮ። … more
ብ27 መስከረም ኣብ መርበብ ሓበሬታ ኣስናን ካልኦት መርበባትን፡ “ሕጂ’ውን መሪሕነት ኤ-ዲ-ኪ (ኪዳን) ሓደራ! ከይትህመሉ፡ ብምስምስ ዕርቂ” ብዝብል ኣርእስቲ ዝወጸ ጽሑፍ ኣንቢብናዮ። … more
ውልቀ መላኺ ኩሉ ናይ ውልቀ ሰባት ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ ስለዝኸልከለን፡ እቲ ሕጋዊ ፍቓድ ዘለዎ እውን እንተኾነ፡ ስማዊ ድኣ እምበር ብግቡእ ስለዘይሰርሕን ናይ መንግስቲ ማሕለኻታት ስለዝበዝሖን፡ 90 ሚእታዊት ንኤርትራ ዝኣቱ እቕሑትን፡ እቲ ዝርካቡ ካብ ኤርትራ ዝወጽእ ሰደድን ኮንትሮባንዳ ኮይኑ ከምዘሎ እቶም ምንጭትት የርድኡ። … more