12 ኣብ ኣብያተ ማእሰርቲ ግብጺ ክሳቐዩ ዝጸንሑ ኤርትራውያን ስደተኛታት ኣዲስ-ኣበባ ከምዝኣተዉ ኣብ ዝተዘናበሉ ኤርትራውያን ዝግደስ ኤርትራዊ ማሕበር ሓቢሩ።

ብመሰረት’ቲ ሓበሬታ፡ እቶም 3 ደቅንስትዮ ዝርከባኦም 12 ኤርትራውያን ካብ 2-17 ኣዋርሕ ኣብ  ቤት-ማእሰርቲ ግብጺ ክሳቐዪ ድሕሪ ምጽናሕ ‘ዮም ብ 3 መስከረም ኣዲስ-ኣበባ ኣትዮም፡፡ እቶም 7 ኣባላት ሓይልታት ምክልኻል ከምዝነበሩ ‘ውን እቲ ሓበሬታ የመልክት። … more

አገዳሲ ሐበሬታ ህዝባዊ አኼባ አብ ሆላንድ ንኹሉ ብህዝቢ ኤርትራ ዝግደስ ኤርትራዊ

ንቐዳም ዕለት 17 ሚያዝያ 2010 አብ ከተማ ሮተርዳም ሆላንድ ህዝባዊ አኼባ ብአባላት ኪዳንን በርጌሳውያን ማሕበራትን ንዘተ ህልው ኩነታት ሀገርና መሰረት ብምግባር አዳሊና ስለዘለና ኩሉ ኤርትራዊ/ት አብ ዝተባህለ ዕለትን ሰዓትን ምሳና ሐቢሩ ብጉዳይ ሀገሩ ክዝቲ ብኽብሪ ነዕድም አለና … more