ስርሒት ፈንቅል ፡ንጸላኢ ዝጎሓፈ፡ ህዝቢ ዝደበሰ፡ ድምቀት ወሲኹ ክዝከር ዝነብር ብዓል

ኣብ ቀዳማይ ክፋል፡ ሃገርና ብስርዓት ፈደረሽን ምስ ኢትዮጵያ ካብ ዝተቛረነትሉ ግዜ ጀሚሩ ንዓመታት ዝተዋህለለ ግፍዒ መሊኡ ስለ ዝተደፍአ ብዓወት ስርሒት ፈንቅል ኣብ ምንታይ ደረጃ ከም ዝበጽሐ ዝገልጽ’ዩ። … more

ስርሒት ፈንቅል: ንጸላኢ ዝጎሓፈ፡ ህዝቢ ዝደበሰ፡ ድምቀት ወሲኹ ዝዝከር ብዓል

ስሪሒት ፈንቅል መጻኢ ዓወት ህዝብና ዘበስረ በብዓመቱ ድምቀት እናወሰኸ ዝዝከር በዓል ኢዩ። ነፍስ ወከፍ ኤርትራዊ ነቶም ኣብኡ ዝወዓሉ ሰሚዑ ምስኦም ይሕጎስ። ከምታ ጸባ ዘስተኹምና ጸባ ስተዩ ይብሎም ብልቡ። … more