ምረት መነባብሮ ህዝቢ ኣብ ዝኸፍአ ደረጃ ወረዱ ህዝቢ ኸቢድ ሓደጋ ወዲቑዎ ከምዘሎ ምንጭታት ካብ ኤርትራ ይሕብሩ።

ምረት መነባብሮ ህዝቢ ኣብ ዝኸፍአ ደረጃ ወረዱ ከቢድ ሓደጋ ወዲቑዎ ዘሎ ህዝቢ ኤርትራ፡ ኣብ መሳጊድን ኣብያተ ክርስትያናትን ክምህለል ይውዕል ከምዘሎ ምንጭታት ካብ ኤርትራ ይሕብሩ። … more