ፈስቲቫል መንእሰያት ህ.ግ.ዲ.ፍ ንምድላው ዝግበር ዘሎ ናይ ጸላእቲ ህዝቢ ኤርትራ ሸበድበድ፡ ብሲቪካዊ ማሕበር ኣብ ኖርወይ ተሪር ተቓውሞ የጋጥሞ`ሎ!!

እቲ ብስም መንእሰያት ህ.ግ.ዲ.ፍ ዝፍለጥ ማሕበር ናይ መበል ሻብዓይ ዓመት ጉባኤኡ ንሚያዝያ 2011 ኣብ ኖርወይ ንኽገብር እሻባሸብ ከም ዘሎ፡ ርጉጽ ሓበሬታ ዘለዎም ምንጭታትና ሓቢሮም ከም ዝነበሩ፡ ብዕለት 22.12.11 ኣብ መርበብ ሓበሬታታት፡ ዜና ዘርጊሕና ምንባርና ዝዝከር`ዩ፡፡ … more

እቲ ብስም መንእሰያት ህ.ግ.ዲ.ፍ ዝፍለጥ ማሕበር ዓመታዊ ጉባኤ ናይ 2011 ኣብ ኖርወይ ንኽገብር እውጥን ኣሎ

እቲ ብስም ማሕበር መንእሰያት ዝፍለጥ http://www.ypfdj.com/ ናይ መበል ሻብዓይ ዓመት ጉባኤኡ ንሚያዝያ 2011 ኣብ ኖርወይ ንኽገብር እሻባሸብ ከም ዘሎ፡ ርጉጽ ሓበሬታ ዘለዎም ምንጭታትና ሓቢሮም፡፡ … more

መልሲ ንኣቶ በረኸት እስቲፋኖስ ዋ.ዲ. ( ብመኮነን ዓንደሚካኤል)

ዝኸበርኩም ኤሪትራውያን ኣነ ነዚ ጽሑፍ እዚ ካብ ዘዳልዎ መዋእል ኮይኑኒ እዩ። ክሳብ ሎሚ ክጽሕፎ ዘይከኣልኩሉ ምኽንያት ከኣ ኣብ ሓደ ምስ ደቂሰባት ክራኸበሉ ዘይክእል ብስሩዓት ሻዕቢያ ጥራይ ዝነብርዎ ካልእስ ይትረፍ ነታ ዝተጋደልኩላ ሃገረይ ረፈረንድም ከይገብር ተኸልኪለ ከም ጎቦታት ሳሕል ጽውጽው ዝብልዝነበረ ኮይኑኒ እየ ዝነብር ኔረ። … more

ትያትሮ ምልካዊ ስርዓት ህ.ግ.ዲ.ፍ ኣስመራ – ብኣንቶንዮ ተስፋይ

ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ካብ ኣፍቶን ብላደት ዝተባህለ ጋዜጣ ልኡኽ ናብ ኣስመራ ኸይዱ፡ እቲ ጋዜጠኛ ካብ ሽወደን ክብገስ እንከሎ ንሰበ ስልጣን መላኺ ስርዓት ህ.ግ.ዲ.ፍ ክዘራረብ ብፍላይ ምስ ፕረሲደንት ቃል መሕተት ከካይድ ከም ዝዀነ ተፈሊጡ ቆጸራ ተታሒዙ ምስ መሳርሕቱ ተበጊሱ። … more

ሕጂ’ውን መሪሕነት ኤ-ዲ-ኪ (ኪዳን) ሓደራ! ከይትህመሉ ብምስምስ ዕርቂ

ከመይ ትቕንዮ ኩቡራት ደለይቲ ፍትሒ ኤርትራውያን ኣሕዋት። ኣብ ዝሓለፈ ናይ ዕለት 12 መስከረም 2010 ዓ.ም ጽሑፈይ ‘መሪሕነት ኤ-ዲ-ኪ ሓደራ! ከይትህመሉ ብምስምስ ዕርቂ’ ብዝብል ኣርእስቲ ብ ‘ኤርትራውያን ዜጋታት ንሰላም’  (Eritreans Citizens for Peace)  … more

ናይ ደገፍ መልኽቲ ናብ ተካፈልቲ ጉባኤ ኤ.ም.ዲ.ሰ.መ 2007

ኣብ ኤርትራ ፍትሕን ዴሞክራስን ንኽሰፍን፡ ነቲ ንህዝብና ዓፊኑ ሒዙ ዘሎ ሕጊ ኣልቦ ስርዓት ህግደፍ ብዴሞክራሳዊ ኣገባብ ንምልዋጥ እትገብሮዎ ዘተይተሓለለ ቃልሲ ብልቢ ንንእድ፡፡  ካብ ፓልቶክ (Paltak), ..ኣዳራሽ ” Eritrean room for strong and united opposition “ … more