አገዳሲ ህዝባዊ ምልክታ/ ሓቤረታ……! ምሸት ፖለቲካዊ ዘተ ምስ አቦ ወንበር ሰ.ዴ.ኤ. ሙሴ ኤፍሪም

ቀጺለና ደጊም፡ አቶ ሙሴ ኤፍሪም፡ አቦ ወንበር ሰ.ዴ.ኤ.፡ ንቀዳም ዕለት 23.08.2008 ዓ.ም.፡ ጋሻ „Eritrean Room For Strong And United Opposition“ ኮይኑ፡ አብ መራኸቢ ብዙሓን (Paltalk) ከምሲ፡ ብወድዓዊ ኩንታት ህዝብናን ሃገርናን ምሳና ክዛተን ክላዘብን እዩ። እዛ „Room“ እዚአ እተኽፈተሉ እዋን፡ ብማእከላይ ምዓራብ አውሮፓ አቖጻጽራ፡ ሳዓት 20፡00 ክኸውን እንከሎ፡ መደረ አቶ ሙሴ … more

አገዳሲ ህዝባዊ ምልክታ/ሓቤረታ፤ ዘተ ምስ አባላት ሲቪላውያን ማሕበራት፡ ተኻፈልቲ አኼባ ኤ.ዴ.ኪ፡ ካብ አመሪካ።

ንቀዳም ዕለት 07. ወርሒ 06. 2008 ዓ.ም.፣ ክልተ ደቂ ሃገር ካብ አሜሪካ፣ አቶ ሰመረ ተ. ሃብተማርያም ካብ ዳላስ (Dallas)፤ አቶ ሃይለማርያም ተስፋይ ካብ ሳን-ዲያጎ (San-Diago/ California)፤ አጋይሽ ናይ „Eritrean Room For Strong And United Opposition“ ኮይኖም ከምስዩ ዓዲመናዮም አሎና። … more