Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ኣብ ዓዲ እንግሊዝ ዝመደበሮም ዝተፈላለዩ ኤርትራውያን ተቓወምቲ ውድባት፡ ሲቪካውያን ማሕበራት፡ መደበራት ዜናን ግዱሳት ውልቀሰባትን፡ ሎሚ 2 ሕዳር ኣብ ለንደን ኣብ ዘካየዱዎ ኣኼባ፡ ንውልቀምልካዊ ስርዓት ህግደፍ ንምምካትን ኣብ ኤርትራ ዲሞክራስያዊ ለውጢ ንምምጻእን ኣብ ሓደ ጽላል ሰሚሮም ዝተወሃሃደ ሓባራዊ ዕማም ከካይዱ ብምሉእ ድምጺ ተሰማሚዖም። ነቲ ብስምረት ክካየድ ተመዲቡ ዘሎ ናይ መኸተ ዕማማቶም እተወሃህድ ሓባራዊ ሽማግለ ‘ውን ኣቝሞም።


VoMD June 22, 2006 Broadcast

ክቡራት ተኸታተልቲ ድምጺ መሰልና ደሊና፡

ብግዝያዊ ተክኒካዊ ምኽንያት፡ ንፈነወ ኢንተርነት ድምጺ መሰልና ደሊና ኣብ ዓዋተ.ኮምን ኣሰና.ኮምን ክትከታተሉዎ ከምእትኽእሉ ብትሕትና ነዘኻኽረኩም።

ንዓዋተ.ኮምን ንኣሰና.ኮምን ብዝገበሩልና ምትሕብባር ነመስግን።


VoMD June 22, 2006 Broadcast

ክቡራት ተኸታተልቲ ድምጺ መሰልና ደሊና፡

ብግዝያዊ ተክኒካዊ ምኽንያት፡ ንፈነወ ኢንተርነት ድምጺ መሰልና ደሊና ኣብ ዓዋተ.ኮምን ኣሰና.ኮምን ክትከታተሉዎ ከምእትኽእሉ ብትሕትና ነዘኻኽረኩም።

ንዓዋተ.ኮምን ንኣሰና.ኮምን ብዝገበሩልና ምትሕብባር ነመስግን።

ክቡራት ተኸታተልቲ ድምጺ መሰልና ደሊና፡ብግዝያዊ ተክኒካዊ ምኽንያት፡ ንፈነወ ኢንተርነት ድምጺ መሰልና ደሊና ኣብ ዓዋተ.ኮምን ኣሰና.ኮምን ክትከታተሉዎ ከምእትኽእሉ ብትሕትና ነዘኻኽረኩም።ንዓዋተ.ኮምን ንኣሰና.ኮምን ብዝገበሩልና ምትሕብባር ነመስግን።

READ MORE

RWBኣብ ድምጺ ሓፋሽ ኤርትራ ኣብ ኣገልግሎት ቋንቋ ኣምሓርኛ ክዓዪ ዝጸንሐ ጋዜጠኛ ኢዮብ ከሰተ ብወገን ኢትዮጵያ ዶብ ክሰግር ክብል ተታሒዙ ብመንግስቲ ኤርትራ ኣብ ቤትማእሰርቲ ማይ ሱርዋ ተኣሲሩ ከምዘሎ ብምሕባር፡ ንሃለዋቱ ብዝምልከት ከቢድ ስግኣት ከምዝስምዖ ‘ሪፖርተርስ ዊዝ ኣውት ቦርደርስ’ ሎሚ 6 ሰነ ኣብ ዘውጽኦ ጋዜጣዊ መግለጺ ኣፍሊጡ።