መላኺ ኢሳይያስ ኣፈወርቅን ጋዳፊን ገጽ ንገጽ
ዝሓለፋ ክልተ ወራዋርሕ ካብ ቱኒዝያን ግብጽን ዝጀመረ ኣድማ ህዝቢ ኣንጻር ኦኣመጽቲ መራሕቲ ብፍላይ ከኣ ምልዕዓል ህዝቢ ሊብያ ኣንጻር ዕሉልን ጽሉልን ውልቀመላኺ ጋዳፊ ንውልቀመላኺ ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ሕማም መንጾሮር ኮይኑዎ ከምዘሎ በቲ ንኽልተ ግዜ ንሕክምና ንቐጠር ዝተመላለሶ ከነረጋግጽ ንኽእል። … more
ዝሓለፋ ክልተ ወራዋርሕ ካብ ቱኒዝያን ግብጽን ዝጀመረ ኣድማ ህዝቢ ኣንጻር ኦኣመጽቲ መራሕቲ ብፍላይ ከኣ ምልዕዓል ህዝቢ ሊብያ ኣንጻር ዕሉልን ጽሉልን ውልቀመላኺ ጋዳፊ ንውልቀመላኺ ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ሕማም መንጾሮር ኮይኑዎ ከምዘሎ በቲ ንኽልተ ግዜ ንሕክምና ንቐጠር ዝተመላለሶ ከነረጋግጽ ንኽእል። … more
ዓመት መጸ ምስ ስርዓት ህግደፍ ዝግበር ምፍጣጥ ንታሽዓይ ዓመቱ ሎሚ ዘመን’ውን ከምቲ ልሙድ ኣብቲ ብሳዕብቲ’ቲ ጨፍላቒ ስርዓት ዝተመርጸ ቦታ ተገይሩ። … more
ብቀዳምነት ኣሕዋት ኤርትራውያን! ብምኽንያት መበል 19 ዓመት መዓልቲ ነጻነት ኤርትራ ነቶም መስዋእቲ ዝኸፈሉ ስድራ፣ ተጋዲሎም ዝተጋደሉ ብህይወቶም ዘሎው ዝሰንከሉን ዘይሰንከሉን ጀጋኑ ሞጎስ ይኹንኩም እብል። ብምቕጻል ነቲ ተቓሊሱ ዝተቓለሰ ኣጋር ሰራዊቱ ዝኾነ ህዝቢ ኤርትራ እንቛዕ ኣብጽሓካ ክብል እፈቱ። … more
ኣምባሳደር ማለት ብሓጺር ኣዘራርባ፡ ዝለዓለ ወኪል ሃገርን ህዝብን ኣብ ወጻኢ ሃገራት ማለት`ዩ። ቀንዲ ዕማሙ ድማ፡- ኣብ ሞንጎ ክልተ ሃገራት ዘሎ ዝምድና፡ ኣብ ኣጉራዊ-ሕጊ ዝተሞርከሰ ክልተኣዊ ዲፕሎማሲያዊ ዝምድና ምምስራት ኢዩ። እቲ ዝምድና ኣብ ናጻ ማ8ዕረ መሰል ል0ኡላውነት ዝምርኮስ ብናጻ ድልየት ክልቴን ሃገራት ናብ ፖለቲካዊ፡ ቁጠባዊ፡ ንግዳዊ፡ ባህላዊ ማሕበራዊ፡ ሳይንሳዊ፡ ትምህርታዊ ጸጥታዊ … more