ሰላማዊ ሰልፊ ኤርትራውያን ኣንጻር ግህሰት ሰብኣዊ መሰላት ህግደፍ ኣብ ሸፊልድ (ብስእሊ)
Reply
ኣብ ሸፊልድ ዓዲ እንግሊዝ ዝቕመጡ ኤርትራውያን ስርዓት ህግደፍ ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ኤርትራ ንዝዝፍጽሞ ዘሎ ኩሉ መዳያዊ ግህሰት ሰባኣዊ መሰላት ብምቅዋም ብ5 ሚያዝያ ሰላማዊ ሰልፊ ኣካይዶም።