ሰበ-ስልጣን መንግስቲ ነርወይ መርበብ ስለያ ስርዓት ህግደፍ ዝኾነ ማሕበር መንእሰያት ህግደፍ YPFDJ ኣብ ነርወይ ብምድንጋርን ምትላልን ኣብዚ ቀረባ ግዜ ዝወሰዶ 400,000 ነርወይ ክሮነር ንምምላሱን ብሕጊ ዝሕተትሉ መንገድን ኣብ ምስልሳል ይነጥፉ ከምዘሎዉ ኣፍሊጦም።

ሰበ-ስልጣን መንግስቲ ነርወይ ናይቲ ንኤርትራ ናብ ገፋሕ ቤትማእሰርቲ ዝቐየረን ኣብ ዓለም ካብቶም ዝኸፍኡ ብምግሃስ ሰብኣዉን ደሞክራሲያዉን መሰላት ዝፍለጥ ስርዓት ህግደፍ ደጋፊ ዝኾነ ማሕበር መንእሰያት ህግደፍ YPFDJ ኣብ ነርወይ ብምድንጋርን ምትላልን ኣብዚ ቀረባ ግዜ ዝወሰዶ 400,000 ነርወይ ክሮነር ንምምላሱን ብሕጊ ዝሕተትሉ መንገድን ኣብ ምስልሳል ይነጥፉ ከምዘሎዉ ኣፍሊጦም፡፡ … more

ኣብ ሚላኖ ዝቕመጡ ኤርትራውያን ህዝቢ ኤርትራ ኣብ ናጽነት ጻማ ቓልሱ ከምዘይረኸበ ገሊጾም

ኣብ ግዜ ሓርነታዊ ቃልሲ ስለናጽነት ዝተወፈዩ ኣቦታትን ኣዴታትን ከምኡ ‘ውን ኣብ ውሽጢ ኤርትራ ሃገራዊ ግቡኦም ዝፈጸሙ መንእሰያት ዝርከቡዎም ኣብ ሚላኖ ዝቕመጡ ኤርትራውያን ስደተኛታ፡ ህዝቢ ኤርትራ ኣብ ናጽነት ጻማ ቓልሱ ከምዘይረኸበ ምስ ኣሰና ኣብ ዝገበሩዎ ሓባራዊ ዘተ ገሊጾም። … more

ኣሳቢቦም ናብ ቀደም ከይመልሱና: ዋዓል ሕደር ዘየድልዮ ግዜ በጺሕና

            ክቡር ህዝበይ ደቂ ዓበይቲ ደቂ ዎራዙት             ኣይተረአን ድዩ ናብ ህዝቢ ዝወረደ መዓት             ሃይባ ንጠርንፍ ንዕለዎ ነዚ ኣረመኔ ስርዓት             ብቑጠባ ንሕነቆ ንኾንኖ ንሓሶት ኣኽባታት … more

ብሃር ኤርትራዊ ኣትለት ዘርእሰናይ ታደሰ ንሳልሳይ ግዜ ናይ ፍርቂ ማራቶን ሽምፕዮን ተዓዋቲ ብምዃን ታሪኽ ሰሪሑ።

ብሃር ኤርትራዊ ኣትለት ዘርእሰናይ ታደሰ፡ ሎሚ 12 ጥቅምቲ ኣብ ሪዮ ዲ ጀኔሮ፡ ብራዚል፡ ኣብ ዝተኻየደ ናይ ፍርቂ ማራቶን ውድድር ቀዳማይ ኮይኑ ተዓዊቱ። ንሳልሳይ ግዜ ናይ ፍርቂ ማራቶን ሽምፕዮን ዝተዓወተ ቀዳማይ ወዲ ተባዕታይ ብምዃን ከኣ ታሪኽ ሰሪሑ። … more

ግዜ

ዕሸል ክዓኩኽ ዕንዳይ ክጉበዝጎምበል ክመስልመሲሉ ከሽምግልዓንኬል ከተብቅዕ  ኣሪጉ ከላግስኩሉ ግዜ ንቕድሚት። … more