ማሕበር ጠበቓታት ኤርትራ ኣብ ዓቢ ኣህጉራዊ ዋዕላ ተሳቲፉ
Reply
ሪፖርታዥ ብሚልክያስ ምሕረትኣብ ዮውሃንስ ማሕበር ጠበቓታትን ናይ ሕጊ ኪኢላታት ኤርትራውያን(Eritrean law society) ኣብ ኪጋሊ ሩዋንዳ ኣብ ዝተኻየደ ዓቢ ዋዕላ ኣህጉራውያን ጠበቓታት ኣፍሪቃ ተዓዲሙ ተሳቲፉ ምስ ዝተፈላለዩ ሰበስልጣናትን ናይ ሕጊ ኪኢላታትን ካሎኦት ኣገደስቲ ሰባትን ብምርኻብ ዝምድንኡ ኣደልዲሉ። … more