ስርዓት ህግደፍ፡ ተቐባልነቱ ወዲቑ ካብ ኤርትራውያን ተቐማጦ ወጻኢ ዝረኽቦ ዝነበረ ምንጪ ገንዘብ ስለዝተጸንቀቖ ነብሱ ካብ ፍጹም ውድቀት ንምድሓን ናይ ተስፋ ምቕራጽ ፈተነታት የካይድ ከምዘሎ ተፈሊጡ።

ስርዓት ህግደፍ ፡ ኣብዚ ቀረባ ግዜ፡ በቶም ኣብ ወጻኢ ዝርከቡ ብዘይካ እሺ ከልእ ቃል ዘይምለሱ ልኡኻቱ ኣንባሳደራት ኣቢሉ ሓደ ዓቢ ድራማ ክሰርሕ መደባቱ ኣብ ኣስመራ ኣጻፊፉ ንኩሎም ነናብ ናይ ስራሕ ቦትኦም ከምዝምለሱ ጌሩ ኣሎ። … more

ፕረዚደንት ኢሳይያስ ብ13 ነሓሰ ናይ ቅትለት ፈተነ ካብ ዝካየደሉ ንደሓር ፍጹም ከምዘይተራእየ ምንጭታት ሓቢሮም።

ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ብ13 ነሓሰ 2009 ኣብ ማይ-ኣጣል ብተጋዳላይ ዳኒኤል ሃብተ ይሕደጎ ናይ ቅትለት ፈተነ ካብ ዝካየደሉ ንደሓር ፍጹም ከምዘይተራእየ ምንጭታት ካብ ኤርትራ ሓቢሮም። … more