ኣመሪካ፡ ኣንጻር’ቲ “ናይ ኤርትራ ናይ ውክልና ኢድ ኣለዎ” ዝብሃል ናይ ፑንትላንድ ኩነታት ስጉምቲ ክትወስድ ትሸባሸብ ኣላ ተባሂሉ።

ኣመሪካ ኣንጻር’ቲ “ናይ ኤርትራ ናይ ውክልና ኢድ ኣለዎ” ኢሎም መራሕቲ ፑንትላንድ ዝዛረቡሉ ዘለዉ ናይ ፑንትላንድ ኩነታት ስጉምቲ ክትወስድ ትሸባሸብ ከምዘላ ጂስካ ኣፍሪቃ ዝተባህለ መርበብ ሓበሬታ ኣብ ዘመሓላለፎ ዜና ኣፍሊጡ። … more

ፕረዚደንት ፑንትላንድ ኣብ ኣስመራ ንዝተመስረተ ኪዳን ተቓወምቲ መንግስታት ሶማልን ኢትዮጵያን ይኸስስ።

ፕረዚደንት ናይታ ሓውሲ ነጻ ዝኾነት ዞባ ሶማልያ (ፑንትላንድ) ኣዲ ሙሳ ነቲ ኣብ’ዚ ቐረባ እዋን ኣብ ኣስመራ ዝተመስረተ ጸረ መንግስታት ሶማልን ኢትዮጵያን ዝኾነ ኪዳን፡ ኣብ ዞባዊ ምምሕዳራዊ ግዝኣቱ ወጥሪ ክፈጥር ይፍትን  ከምዘሎ ምኽሳሱ፡ ሸቤሌ ሚድያ ነትዎርክ ካብ መቓድሾ ኣብ ዘመሓላለፎ ጸብጻብ ሓቢሩ። … more