ሓድሽ ፕሮፖጋንዳዊ ጸወታ ህግደፍ
Reply
እቲ ኣብ ጉዳይ ሶማልያ ኢድ ብምእታው ግብረሽበራ ኣተባቢዕካ ተባሂሉ ድሕሪ ምኽሳሱ ብባይቶ ጸታ ውድብ ሕቡራት ሃገራት እገዳ ዝተበየነሉ፡ ቅኑዕነቱ ንህዝቢ ኤርትራን ዓለምን ከእምን ዘይከኣለ ስርዓት ህግደፍ፡ ነቲ እገዳ ብኻልእ ሜላ ንምንእኣስ ኣብ ድሮ ጽምብል ነጻነት ሓድሽ ፕሮፖጋንዳዊ ጸወታ ጀሚሩ ‘ሎ። … more

… more