ጻውዒት ን ህዝባዊ ኣኼባ – ኣብ ከተማ ሎንዶን ።

ኤርትራውያን ተቀማጦ ሎንዶን ንካልኣይ ጊዜ ንዝኽሪ ናይቶም ኣብ ገማግም ባሕሪ ሊብያ ዝሃለቑ ከባቢ 400 ዝኣኽሉ ንጹሃት ኤርትራውያን ንምዝካርን ንዕኡ ብምምርኳስ ውን ሰፊሕ ዘተ ክካየድ ዝተዳለወ መደብ ንሰኑይ 25 ሚያዝያ ኣብ Abrar House, 45 Crawford Place, Off Edgware Road, London W1 4LP ተዳልዩ ስለዘሎ ኩሉኹም ግዱሳት ኤርትራውያን ኣብቲ ቦታ ክትርከቡ ብትሕትና … more

ጻውዒት ን ህዝባዊ ኣኼባ – ኣብ ከተማ ሎንዶን ።

ኤርትራውያን ተቀማጦ ሎንዶን ንካልኣይ ጊዜ ንዝኽሪ ናይቶም ኣብ ገማግም ባሕሪ ሊብያ ዝሃለቑ ከባቢ 400 ዝኣኽሉ ንጹሃት ኤርትራውያን ንምዝካርን ንዕኡ ብምምርኳስ ውን ሰፊሕ ዘተ ክካየድ ዝተዳለወ መደብ ንሰኑይ 25 ሚያዝያ ኣብ Abrar House, 45 Crawford Place, Off Edgware Road, London W1 4LP ተዳልዩ ስለዘሎ ኩሉኹም ግዱሳት ኤርትራውያን ኣብቲ ቦታ ክትርከቡ ብትሕትና … more

ዳግማይ ገድሊ ንምዉጋድ ዳግማይ ጌጋ ።

ተሞክሮና ኣብ መስርሕ ብረታዊ ቃልሲ ምስ ጽንኩር ኩነታት ክትምልምል ከሎኻ ትምልመል ንኣሽቱን ዘይረኣዩን ዝመስሉ ፍጻሜታት ኣብ መንጎ ምንስሓብን ምትዕጽጻፍን በኒኖም ዝተርፉ መሲሎም ይረኣዩኻ ።ተዋህሊሎምን  ግዜ ሓልዮምን  ነቲ ገዚፍ ዓወት ዘበርከቱ ምንባሮም ግና ትኣምን ። … more

ዕዉት ኣኼባ ኮሚሽን ዋዕላ ንሃገራዊ ጉባኤ ኣብ ከተማ ኮሎምቦስ ኦሃዮ ።

ትማሊ ቀዳም ታሕሳስ 18/2010 ካብ ሰዓት 2፡00 -  ክሳብ  6፡30 ድ፡ቀ ኩሉ ደላይ ፍትሕን ሰላምን ዝኾነ ኤርትራዊ ኣብ ኮሎምቦስን ሲንሲናትን ካልኦት ንኣሽቱ ከተማታት ኦሃዮን ዝነብር ነቲ ሓያል ቁርን በረድን ተጻዊሩ ብጉዳይ ሃገሩ ክዝቲ ምዕባለ ኮሚሽን ክከታተልን ንመጻኢ ጉዕዞኡ ሓሳቡ ከፍስስን  ብኣዝዩ ዘሐብን ቁጽሪ ንርባዕተ ሰዓት ዝኣክል ክዝቲ  ዉዒሉ ። … more

ኣባላት Physicians For Peace ዝኾኑ ዓበይቲ ሓካይም ኣገልግሎቶም ኣቋሪጾም ካብ ኤርትራ ክወጹ ብስርዓት ህግደፍ ተኣዚዞም;

ኣብ ኤርትራ ወለንታዊ ናይ መጥባሕቲ ኣግልትሎት ከካይዱ ዝቐነዩ ኣባላት ናይቲ ኣብ ኣመሪካ (ቨርጂንያ) ዝመደበሩ Physicians For Peace ዝኾኑ ዓበይቲ ሓካይም: ኣገልግሎቶም ኣቋሪጾም ካብ ኤርትራ ክወጹ ብስርዓት ህግደፍ ተኣዚዞም ከምዘለዉ ምንጭታት ሓቢሮም ። … more

ደሃይ ካብ ኣስመራ – “ፕረዚደንት” ኢሳያስ ኣፈወርቂ ን”ሚኒስተር ዜና” ዓሊ ዓብዱ ብጥርሙዝ ቢራ ገጹ ጨዲዱዎ ።

ቅድሚ ክልተ ሰሙን ኢሳይያስ ንዓሊ ዓብዱ ብጥርሙዝ ቢራ ገጹ ስለዝጨደዶ፡ ንኽልተ ሰሙን ሕክምናዊ ክንክን ክግበረሉ ቀንዩ። ክሳብ ‘ዚ እንዋን’ዚ ኸኣ ኣብ ዝኾነ ቦታ ኣይተራእየን። ኢሳይያስ ስለምንታይ ንዓሊ ከምዝሃረሞ  ዛጊት እቲ ምኽንያት ንጹር ኣይኮነን። ዝያዳ ሓበሬታ ኣብ ቀጻሊ ክስዕብ እዩ። … more

‘ነጋዶ ሰብ’ ዝኾኑ ኣባላት ራሻይዳ ካብ 81 ኤርትራውያን ሰሰለተ ሽሕ ዶላር ክዘምቱ ከለዉ ንኤርትራዊት ጓል ኣንስተይቲ፡ ብኻላሽን ቀቲሎም፡ ኣብ ቅድሚ ‘ቶም መማጽእታ ብኻራ ጠባቢሖም ኮላሊታ ከምዝወሰዱዎ ንናይ ዓይኒ መሰኻኽር ብምጥቃስ ምንጭታት ሓቢሮም ።

እንስሳዊ ጠባዮም ሳዕሪሩ ብኤርትራዊ ህይወት ምጽዋት ዝቕጽሉ ዘለዉ ገንዘብ ዝሃይማኖቶም ‘ነጋዶ ሰብ’ ዝኾኑ ኣባላት ራሻይዳ፡ ኣብ ምስሪ ስራሕ ረኺብናልኩም ኣለና፡ ኢሎም ብምትላል ን85 መንእሰያት ካብ ከሰላ ናብ ምስሪ ብምውሳድ፡ ካብቶም 81 ሰሰለተ ሽሕ ዶላር ክዘምቱ ከለዉ፡ ንሓንቲ “ኣብ ወጻኢ ስድራቤት የብለይን፡ ካበይ ከምጻልኩም፡ ክኸፍል ኣይክእልን እየ” ዝበለቶም ኤርትራዊት ጓል ኣንስተይቲ፡ … more

አገዳሲ ህዝባዊ ሓቤረታ ..! ምሸት ቑጠባውን ፖለቲካዊን ዘተ ምስ ክቡር Dr. ደሳለኝ አብራሃ ።

ነቲ ልሙድ መደብና መሰረት ብምግባር፡ እነሆ ንቀዳም፡ ዕለት 11. 10. 2008 ዓ.ም.፡ ክቡር ሓው Dr. ደሳለኝ አብራሃ ገብረኪዳን፡ ካብ 1998 ጀሚሩ ከም associate professor ናይ ንግዲ ምሕደራ (of business administration) ኮይኑ አብ ዩኒቨርስቲ ናይ Sköde (ሽወደን/Sweden) ዝምህር፡ ጋሻ ናይ „Eritrean room for strong and united opposition“ ኮይኑ ከምሲ፡ እሞ ,,ቑጠባ … more

ህዝባዊ ኣኼባ ኣብ ከተማ ስቶክሆልም- ።

ኤርትራዊ ደሞክራስያዊ ኬዳን ካብ ወርሒ መስከረም ዝጀመሮ ዲፕሎማስያዊ ወፍሪ መሰረት ብምግባር፡ ኣምባሳደር ኣድሓኖም ገብረማርያምን ኣቶ በሽር ይስሃቕን ልኡኽ ወጻኢ ጉዳያት ፡ ኣብ ኤውሮጳውያን ሃገራት ዕዶቶም ይቅጽል ኣሎ። … more

ብምድንጋር ዝዓኩኽ ፖለቲካዊ መኽሰብ ኣይሃበና ።

“ደምዳሚ ኣዋጅ 3ይ ጕባኤ ሰልፊ ደሞክራሲ ኤርትራ 25-26 ሓምለ 2008 ከለን – ጀርመን” ብዝብል መግለጺ ኣብ ወብሳይታት ቶጎርባ፡ መስከረም፡ ኣሰና ወጺኡ ከምዘሎ ብዙሕ ሰብ ተመልኪቱዎ። ዝበዝሕ በቶም ካብ ሰ.ደ.ኤ. ኣባልነቶም ዝተሰረዘ ግን ከኣ ስም ሰ.ደ.ኤ ሒዞም ካብ ዝወጹ ኣትሒዞም ንምድንጋር ክጥዕሞም ዝሰርሕሉ ዘለዉ ምዃኑ ይርድኦን ይፈልጦን ኢዩ። ስለምንታይ’ሲ መሪሕነት ሰልፊ … more

ቪድዮን ስእላውን ሓበሬታ ብዛዕባ ኣጠሓሕላ መርከብ “ደንደን”።

እታ ናይ ኤርትራ መርከብ “ደንደን” ኣብ ማያት ማንጋሎር ኣብ ዝጠሓለትሉ እዋን “ዘይብቑዕነት ሓለዋ ባሕሪ ናይቲ ቦታ ከምዝተራእየ፡ እቶም ባሕረኛታት ብሓገዝ ገፈፍቲ ዓሳ ናይቲ ከባቢ ከምዝደሓኑ፡ ነቲ ሓደጋ ዝረኣየ ኣሽሓት ህዝቢ ይምስክር” ይብል መርበብ ሓበሬታ ማንጋሎርያን። ቪድዮ ንምርኣይ ኣብ’ዚ ጠውቑ ።/  ስእላዊ መግለጺ ናይ’ቲ ኩነታት ንምርኣይ ኣብ’ዚ ጠውቑ። መራኸቢ ብዙሃን መንግስቲ ኤርትራ ነታ 16 … more