ጻውዒት ሰላማዊ ሰልፊ ኣብ ካሊፎርንያ ሳንፍራንሲስኮ ስለ ድምጹ ዝተዓብሰ ህዝብና
Reply
መጸዋዕታ ንኤርትራዊያን ዜጋታት ብዘይ ጾታን ዕድመን ፍልልይ ነዚ ታሪኻዊ መጸዋዕታ ሰላማዊ ሰልፊ ኣብ ሳን ፍራንሲስኮ ንዕለት 18/4/2011 ዝጽዋዕ ዘሎ ነቲ ድምጹ ከይ ስማዕ ተዓቢሱ ዘሎ ጭኩን ህዝብና ድምጹ ከነስምዓሉ … more
ሚልኪያስ ምሕረተኣብ፡ ኣብ ኣሰና ዶት ኮም ብዕለት 21- 12- 2010 < ንእሽቶ ምኽሪ ንሓው ኣለና> ዝብል ኣርእስቲ ሰለስተ ነጥብታት ገሊጽካ። … more
ምዕራፍ ኣርባዕተ ከም’ቲ ኣብ 2ይ ክፋል ዝገለጽክዎ ናብ’ቲ ስኑድ መዛግብቲ ባዕሉ ንኽዛረብ ኣቐዲመ ገለ ክብል ምኽንያቱ ኢትዮጵያ ነዚ ሕጂ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ንኽካየድ ዘአንገደቶ ዋዕላ ቅድሚ ምወላ ምክያዳ ካብ 1991 ዝሓለፈቶ ናይ በይና ናይ ውድባትን ውልቀ ሰባትን ምቁጽጻር ሹኩ-ሹኳ መድርኽ ነይሩ ኢዩ … more