Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

conferenceአብ ሓርነታዊ ቃልስና መንእሰያትን ደቂ ኣንስትዮን ብጻብዕቲ እዮም ዝቁጸሩ እንተበልና ካብ ሓቂ ኣይራሓቕናን፣ ሎሚ ግን መድረኹ ግዲ ኣኺሉ ኮይኑ መንእሰያት ክብገሱ ካበየ ኩርናዓት ዓለምና ንምልከት ኣሎና፣ ስለ ዝኾነ ከአ ኣብ ሃገረ ጀርመን ከምቲ ካሎኦት ዓለምና ዘርኢዎ ዘለዉ ንጥፈታት ተበጊሶም ከም ዘለዉ ክንሕብር ንፈቱ፣