Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

እንፈትዎም ደቅናን አኅዋትናን ተመስገን ተስፋልደትን፤(ወዲ 13 ዓመት) ሐሬና ተስፋልደትን ጓል 15 ዓመትን  ብዕለት 15.09.2009 ኣብ ጉዕዞ መገሻ ካብ ተሰነይ ናብ ቶኾንብያ ብናይ ብሕቲ መኪና እናተጓዕዙ፤ አብ ከባቢ ሸሸቢት ምስ በጽሑ፤ ብሓደ ተቓዋማይ ኢየ በሃሊ ውድብ፤ ብዝወረዶም አሬሜናዊ ዝኾነ ቅንጸላ ፤-ካብዛ ዓለም ብሞት ብምፍላዮም ብዝወረደና መሪር ሓዘን ብአካል ብምምጻእ ኾነ ብተሌፎን ተሳተፍቲ ናይ ሓዘና ንዝኾንኹም፤

POST TAGS:

ልዕሊ ኩሉ ብመጀመርያ ነቲ ዕቱብ ግብራዊ መልስኺ ካብ መዓሙቕ ልበይ ዝነቐለ ምስጋና ተቐበሊ። ማሕሙድ ሸሪፎ ጥራይ ዘይኮነስ ኣነ’ውን ከም ገዲም ተጋዳላይ ሓወቦኺ ኢየ። ስለዚ ካብቲ መልስኺ ብዙሕ ተማሂረ። ካልኦት ኣንበብቲ እውን ተማሂሮም ኣለዉ። ንስለ ናእዳን ምስጋናን ዘይኮነስ፣ ዝኣምነሉን ኣረጋጊጸ ዝህቦን መልሲ ከም ዝኾነ ከረጋግጸልኪ እፈቱ። ቀጺለ እውን ንትምህርቲ ክኾነና ገለ ካብ ተመክክሮታተይ ከንብር እፈቱ።

ንዝወረደካ መከራን መዓትን ግና ወይ ኣሜን ኢልካ ተቐቢልካ ምርማስ፤ ወይ አምብለይ! ኣይፋል ንጨቆና ፤ኣይፋል ንውርደት፤ኣነ ሰብየ ከም ከብቲ ኣይሕረድን ኢልካ በብዘለኻዮን በብትኽእሎን ምምካት ኣማራጺ ዘይብሉኣገባብ ዩ።

ምስዚ ስንብታኻ ብምትእስሳር ትግባረ ናይቲ ብኮምሸን ዶባት ኤርትራን ኢትዮጵያን ዝተበየነ ተግባራዊ ንክኸውን፣ ኣብ ግብሪ ክውዕል፣ ናይ ክቡር መንግስትኻ፣ ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ፣ መብጽዓን ድሌትን ከምዝኾነ ገሊጽካልና። እዚ ህዝቢ ዝሓለፈ ከይኣኽሎ ሕጂ’ውን ኣብ ናብራ ስድትን ሞትን እዩ ዘሎ።