Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

PFDJ Hornንበል እዚ ታሪኽ’ዚ ኣብ ሓንቲ ዓዲ ዝኮነ ተረኽቦ’ዩ። እዛ ኩሉ ግዜ ብሰላም ክትናበር ዝጸንሐት ዓዲ፡ ኣብ ሓደ እዋን ሓደ ሕንቅልሕንቅሊተይ ኣጋጠማ። ከም ዓለማ ሕማቕን ንፉዕን፡ ፈራሕን ተባዕን፡ ድኻን ርኹብን ወዘተ… ዝነብሩላ ኮይና እንዳ’ብቅዐት፡ ኣቦይ ኩሉከምድላዩ ዝበሃሉ ሓደ ሃብታም ሓያልን ሰብኣይ ሓደ ካብ መንጎ ነባሮኣ ነበሩ። ንሃብቶምን ጥበቦምን ክእለቶምን ዝመሳሰል ሓውሲ ሳጓ ዝጥዕም ሽም ይንበሮም’እንበር፡ ሓቂ ብሓቂ’ውን ኩሉ ከምድላዩ እዮም ዝነበሩ’ሞ፡ ኣብቲ ዓዲ ሕዙእ ክብረት ኣጥረዩ።

ንበል እዚ ታሪኽ’ዚ ኣብ ሓንቲ ዓዲ ዝኮነ ተረኽቦ’ዩ። እዛ ኩሉ ግዜ ብሰላም ክትናበር ዝጸንሐት ዓዲ፡ ኣብ ሓደ እዋን ሓደ ሕንቅልሕንቅሊተይ ኣጋጠማ። ከም ዓለማ ሕማቕን ንፉዕን፡ ፈራሕን ተባዕን፡ ድኻን ርኹብን ወዘተ… ዝነብሩላ ኮይና እንዳ’ብቅዐት፡ ኣቦይ ኩሉከምድላዩ ዝበሃሉ ሓደ ሃብታም ሓያልን ሰብኣይ ሓደ ካብ መንጎ ነባሮኣ ነበሩ። ንሃብቶምን ጥበቦምን ክእለቶምን ዝመሳሰል ሓውሲ ሳጓ ዝጥዕም ሽም ይንበሮም’እንበር፡ ሓቂ ብሓቂ’ውን ኩሉ ከምድላዩ እዮም ዝነበሩ’ሞ፡ ኣብቲ ዓዲ ሕዙእ ክብረት ኣጥረዩ።


ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካን ኤውሮጳን፡ ኣብ ኤርትራን ቀርኒ ኣፍሪቃን፡ ንዘለዎም ናይ ሰብኣዊ መሰላት፡ ዲሞክራስያዊ ምሕደራን ሰላምን-ምርግጋእን ፖሊሲ ንምውህሃድ ዝዓለመ ዋዕላ፡ ን9ን 10ን ሕዳር(2009)  ኣብ ብራስለስ (በልጅም) ከካይዱ ምዃኖም ብኤርትራውያን ዝቖመ ሓይሊ ዕማም ንመርበብ ሓበሬታ ኣሰና ኣብ ዝሃቦ መብርሂ ኣረጋጊጹ።

ኣምባሳደር እስራኤል ኣብ ኢትዮጵያ፡ ኦደድ በን-ሃይም “ኤርትራ ንመስርሕ ሰላም ቀርኒ ኣፍሪቃ ከተበርዕን ትፍትን፡ ዑቕባ ግብረሽበራውያን ጉጅለታት ኮይና ‘ውን ትርከብ ‘ላ” ብምባል ከምዝኸሰሰ፡ World War 4 Report ዝተባህለ መርበብ ሓቢሩ።