Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ብ ረዘነ ገ.  ሚካኤል

መተሓሳሳቢ፤ ክቡር ኣንባቢ። እዚ ጽሑፍ’ዚ ኣብ መንጎ ኤርትራውያን ነጥበ መካትዒ ፊጢሩ ሓሳባትን ኣረኣእያን ኤርትራውያን ኣብ’ዚ ጉዳይ’ዚ ንምስፋሕን መሃሪ ተራ ክህልዎን ተባሂሉ ዝጽሓፍ ዘሎ እምበር ንዝኮነ ናይ ፖለቲካ ሃልኪ ከምዘይኮነ ኣቐዲመ ክሕብር እፈቱ።

ፕረዚደንት ባራክ ኦባማ ብምኽንያት ‘ቲ ኣብ ልዕሊ ጋዜጠኛታት ንዝወርድ ግፍዕታት፡ ማእሰርትን ቅትለትን ንምዝካር ወትሩ 3 ግንቦት ተዘኪሩ ዝውዕለ ‘ዓለማዊ መዓልቲ ናጽነት ፕረስ’ ኣብ ዝሃቦ መግለጺ፡ ንኤርትራ ኣብ ልዕሊ ጋዜጠኛታትን ናጽነት ፕረስን ብእትገብሮ ዘላ ዓመጽን ጭፍለቓን ወቒሱዋ።

ኤርትራ ምስ ኣልቓዒዳ ምትእስሳር ንዘለዎም ግብረሽበራውያን ብምሕጋዛ ፡ ወተሃደራዊ ስጉምቲ ክትወስደላ ከምእትኽእል ኣመሪካ ከምዘጠንቀቐት ቴሌግራፍ ዝተባህለ ጋዜጣ ዓዲ እንግሊዝ ሓቢሩ።

adኣምባሳደር ኣድሓኖም ገብረማርያም ንመሪሕነት ዲሞክራስያዊ ኪዳን ኤርትራ ብምውካል ሎሚ 7 መስከረም ኣብ ለንደን ሰሚናር ኣካይዱ

erመንግስቲ ኢትዮጵያ ዝመጽእ ሰሙን (ፋልማይ ሰሙን) ናይ ወርሒ ጥቅምቲ ኣብ ልዕሊ ኤርትራ ወራር ከካይድ እዩ’ ዝብል ሓበሬታ ካብ ትላላት ስለያን ግለሰባትን ሓበሬታ ከምዘሎ፡ መንግስታዊት መርበብ ሓበሬታ ሻባይት.ኮም ትማሊ ኣብ ዝዘርግሓቶ ሓበሬታ ኣፍሊጣ።

ኣመሪካ ንኤርትራ ምስተን መወልቲ ግብረሽበራውያን እትብለን ሃገራት ክትሰርዓ ትደናደን ከምዘላ ሮይተርስ ንላዕለወይቲ ብዓልቲ ስልጣን ኣመሪካ ብምጥቃስ ካብ ዋሺንግተን ኣብ ዘመሓልለፎ ጸብጻብ ይሕብር።

ባድመኢትዮጵያ፡ ነታ ቀንዲ ሰበብ ምስሕሓብ ኤርትራን ኢትዮጵያን ኮይና ዝጸንሐት ባድመ ንኤርትራ ክትሓድገላ ከምዝተሰማመዐት ውድብ ሕቡራት ሃገራት ከምዝሓበረ ካብ ኣሾሸይትድ ፕረስ ዝተባህለ ኣገልግሎት ዜና ዝረኸብናዮ ዜና ኣፍሊጡ።