Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

genevaመርበብ ምትሕግጋዝ መንእሰያት ኤርትራውያን ስዊዘርላንድ

ኣብ ገጻት ሓርነት ዶት ኦርግ ኣብ ትሕቲ “አብ ትሕቲ መጋረጃ ተሐቢእካ’ስ ጉዳም’ባ …“አለና” ምባል !!!” ብ ሰዓረ (ወዲ ሸቃ) ብዝብል ናይ ብርዒ ስም፡ ናብ “ኣለና” ዘነጻጸረ ጽሑፍ ኣንቢበ። ሕጂ ክጽሕፍ ዘንቀለኒ ምኽንያት ግን ነቲ ዝወጸ ጽሑፍ ንምርጋም  ኣይኮነን።

‘ኣለና’ እንቋዕ’ኳ ድሃይኩም ረኸብና። ድሃይኩም ስለ ዝጠፍኣና፡ ስለ ዝረሓቐና ኢንዲና ንሻቐል ዘለና! ሕጂ ከኣ ነቶም ንህግደፍ ከቃልዑ፡ ንህዝቢ ክምህሩ፡ ከበራብሩ፡ ክመርሑን ዝቃለሱ ዘለዉ እንቋዕ ኣርከብኩሞም። ሳላኹምን ሳላቶም ሓሓሊፎም ንህግደፍ ከቃልዑ ዝደፍሩ ዘለዉ ተባዓት ደቂ ህዝብን፣ ጉድ ህግደፍ ብዙሕ ሰብ ክሰምዖን፡ ክንብቦን፡ ክፈልጦን ዕድል ይረክብ ኣሎ።

hidri

 

ከም ኣመለይ ንኹሉ ክገናጽል ነዛ እትስዕብ ሕታም ጋዜጣ ሓዳስ ኤርትራ ምስ ኣንበብኩ: ምኽንያት ምዕዝምዛም ናይዚ "መውረርያ ይገበረሉ" ብዝብል ኣርእስቲ ጥርዓን ዘቕረበ ሰብ እንታይ ምዃኑ ንምፍላጥ ናብ ወግዓዊ መጽሔት ህግደፍ "ሕድሪ" ኣምራሕኩ። ነቲ ኣብኡ ዝኸብኩዎ "ኩሉ ዝደግሞ ውሑድ ዝፈልጦ" ብዝብል ኣርእስቲ ዝሰፈረ ጽሑፍ ከኣ፡ "ህግደፍ ዲዩ ቀርኑ ጎዲሙ ወይስ ህዝቢ ቀርኒ ኣብሊሑ" እናበልኩ ተመሲጠ ነበብኩዎ። እምብኣር ጆባእ፡ ግዴኹም ተኻፈሉ። ፈለማ ግን፡ ብ "ኣራፋይነ እልፉ" ኣብ ሓዳስ ኤርትራ ዝሰፈረ "ምዕዝምዛም" እንሀልኩም።

ንድሕነት ህዝብን ሃገርን፡ እንተኮይኑ ዕላማ
ስሙር ግንባር ፈጢርካ፡ ንህግደፍ ምህራማ
ክሳብ ምኣስ እዩ ድኣ፡ ብማዕዶ ቁዝማ
ኤርትራ ምስ ህዝባ፡ ከም ሎሚ እዃ ዘይሓሰማ
እንታይ ድኣ ጉደን፡ ንለዉጢ ዘይቐዳደማ
ሃገር እናተሓመሰት፡ ኣእዛነን ዘጽምማ

intenios 2…ኣቦና ቅድምውን ካብ ዓለም ወጺእኩም፣ ንሰማያዊ ህይወት ዝመነንኩም ብምኻንኩም፣ ወይልኦም ድኣ እቶም ገበርቲ ክፉእ እንበር ንዓኹም ድኣ ሱባኤ ናይቶም ቅዱሳት ኣቦታት ኣቡነ ፍሊጶስ፣ ኣቡነ ገብረመንፈስ ቅዱስ፣ ኣቡነ ተክለሃይማኖትን ካልኦት ኣቦታት ስለዝኾነ ብጸሎትኩም ነዞም ሰብኣዊ ህላዌና ተደሚሲሱ ዘሎ ደቅኩም ኣይትረስዑና። …..

ካብ ወልደንድራስ