Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ቀዳማይ ክፋል

gerahtuብመሰረት ዝኣተናልኩም ቃል ኣብ ዝሓለፈ ጽሑፍና እቲ ንብዙሓት እንኮላይ ንብሪጣንያውያን ኣገሪምዎም ዘሎ ክሳብ ሕጂ “ምኽንያት ምምልላስ ወዲ ገራህቱ ንከተማ ሸፊልድ እንታይ ምዃኑ? ከም ነቕርበልኩም ኢዩ።

ብቀዳም ዕለት 19/02/2011 ኣብ ከተማ ሸፊልድ ብተቐማጦ እታ ከተማ ዝተወደበን ዝተጸውዐን ዕዉት ናይ ተቓውሞ ሰላማዊ ሰልፊ ኣንጻር እቲ ብዕሱብ ተስፋሚካኤል ገራህቱ ኣምባሳደር ስርዓት ህግደፍ ኣብ ዓባይ ብሪጣንያ ዝተጸውዐ ኣኼባ ተኻይዱ ነይሩ። እንተኾነ ግን ብመንጽር ካብ ሞንጎ ልዕሊ 1200 ተቐማጦ እታ ከተማ ክርአ ከሎ ሒደት ዚተሳተፍዎ ኣኼባ ኢዩ ኣካይዱ።

ፕሮፓጋንደኛ ህግደፍ ተስፋንኪኤል ገራህቱ፡

{mpg width=”350″}gerahtu{/mpg}

“ሕጂ ኣብ ቲ ዝሓየለ ደረጃ በጺሕና ዘለና ኤርትራዊት ስድራቤት ስለዘሐየልና ኢና”  ይብል።

Glasgow Demo demo.archive.assenna.comዝሓለፈ ዓርቢ ዕለት 19/03/10፤ ኣምባሳደር ስርዓት ህግደፍ ኣብ ዓ/ብሪጣንያ ተስፋሚካኤል ገራህቱ ግላስጎ (ስኮትላንድ) ናይ ኤርትራውያን ኣኼባ ከካይድ ዕድመ ኳ እንተገበረ፡ ኣብታ ከተማ ካብ ዝርከቡ 300 ኤርትራውያን 25 ጥራይ ንዕድሚኡ ተቐቢሎም ኣብቲ ኣኼባ ተረኺቦም።