ሓጺር ጸብጻብ ኣኼባ 6 ኅዳር 2010 (ለንደን) ብዛዕባ፡ “ነባሪ ሰላም ብመትከላት (መገዲ) ሃገራዊ ዋዕላ”

ብዕለት 6 ኅዳር 2010፡ ዶ/ር ክብርኣብ ይሥሓቕ፡ “ነባሪ ሰላም ብመትከላት (መገዲ) ሃገራዊ ዋዕላ” ኣብ ዝብል ኣርእስቲ፡ ትምህርቲ ንሕዝቢ ኣቕሪቡ ነበረ። ኣቶ ጸጋዘኣብ ዮውሓንስ ኣብ ምምሕዳር’ቲ ኣኼባ፡ ከምኡ መምህር ማሕሙድ ኣደም ናብ ቛቓንቛ ዓረብ ብምቱርጋም ተሓባበሩ። … more

መንገዲ ዓወት ንዲሞክራስያዊ ለውጢ (ብሃብተማርያም ሚካኤል 11-20-2010)

ክቡራትን ክቡራንን ኣንበብቲ ካብ እኩብ ድምር ናይ ዘጽናዕክዎን ዘንበብክዎን ዝተመኰርክዎን ዓይነት ሓበሬታታት ምርኩስ ብምግባር ሚዛነይ ኣብ መንገዲ ዓወት ንዲሞክራስያዊ ለውጢ ንምክፋል ብልቦና ንኽትመዝንዎ ኣተሓሳስብ። … more

2010 Thanksgiving ውድድር ኩዑሶ እግሪ ኤርትራውያን ኣብ ሳንድያጎ ካሊፎርንያ

Thanksgiving 2010 ውድድር ኩዑሶ ኤርትራውያን ኣብ ምጭውቲ ከተማና ሳንድያጎ ካሊፎርንያ ብኣዳላዊት ጋንታ ሳንድያጎ ካብ ዕለት 26-27 ኣብ ወርሒ November ክካየድ ከምዝኾነ ንኹለን ተሳተፍቲ ጋንታታትን ኣፍቀርቲ ስፖርትን ክንሕብር ንደሊ። … more

ሓበሬታ ምዝገባ ጋንታታት 2010 Thanksgiving ውድድር ኩዑሶ እግሪ ኤርትራውያን ኣብ ሳንድያጎ ካሊፎርንያ

Thanksgiving 2010 ውድድር ኩዑሶ ኤርትራውያን ኣብ ምጭውቲ ከተማና ሳንድያጎ ካሊፎርንያ ብኣዳላዊት ጋንታ ሳንድያጎ ካብ ዕለት 26-27 ኣብ ወርሒ November ክካየድ ከምዝኾነ ንኹለን ተሳተፍቲ ጋንታታትን ኣፍቀርቲ ስፖርትን ክንሕብር ንደሊ። … more

BASIL DAVIDSON 1915-2010 – A Tribute

Basil Davidson’s contribution as a writer and historian on Africa is without parallel in Europe. His active study and active involvement in the politics of liberation was also outstanding. Everyone concerned with understanding Africa owes an enormous debt to his life’s work. … more

መጸዋዕታ ንምብዓል 20 ሰነ 2010 አብ ስሜን ኣሜሪካ

ኩልና ከም እንፈልጦ ስውኣትና ወትሩ አብ ዝኽርና ምህላዎም እዩ። እንተ ኮነ ግን 20 ሰነ ነቶም እዛ ሎሚ ሃገረ ኤርትራ እናተባህለት ትጽዋዕ ዘላ  ሃገር እቲ ዝግባኣ ክብርን ስፍራን አብቲ ናይ ዓለማዊ ካርታ ንኽትውንን ግብራዊ ዝገበሩ ንጹሃን ሰማእታት ኤርትራ ብኽብርን ብድምቀትን እንዝክረላ ረዛን ዕለት እያ። … more

ዑደት ሽማግለ ሃገራዊ ዋዕላ ኣብ ስቶክሆልም – 22 ግንቦት 2010 – ብኣንቶንዮ ተስፋይ

ኣቶ ኣምሃ ዶመኒኮ ኣባል ሽማግለ ሃገራዊ ዋዕላ ዝመርሖ ኣብ ስቶክሆልም ብዕለት 22 ግንቦት 2010 ድሕሪ ቐትሪ ህዝባዊ ኣኼባ ኣካይዱ። ቅድሚ ኣብ’ዚ ናይ ዕለት 22 ግንቦት 2010 ዝተኻየደ ኣኼባ ህጽር ዝበለ ጸብጻብ ምቕራበይ ገገለ ናይ ዝሓለፈ ተመክሮታት ክጠቕስ እፈቱ። … more