Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ብሓሶት ሰብ ክትሰርሕ ኣይከኣልን’ዩ። – መኣረምታ ንብርሃን ሓጎስ ”The lion of Afabet”

Mesfnመንቀሊ ጽሑፈይ ብዕለት 31 መጋቢት 2010 ተዳልያ ኣብ ናይ ኤትራውያን መርበብ ሓበሬታታት ዝተዘርገሐት ብ ”The lion of Afabet” ብዝብል ኣርእስቲ ብብርሃን ሓጎስ ዝተባህለ ጸሓፋይ ንኣቶ መስፍን ሓጎስ ዘመላኽዕን ብምሕራር ኣፍዓበት ፡ ወላዃ ሓጺር ይኹን ዝትሓፍሰ ዓወታትን ውጺኢቱን ዝገልጽ ጽሑፍ ኣንቢባ። ዝገርም’ዩ! ለካ ዕድመ እንተሂቡካ ብዙሕ ኢኻ ትርእን ትሰምዕን ዝተባህለስ ሓቂ’ዩ።

aseye.asena@gmail.com

Review overview
NO COMMENTS

POST A COMMENT