Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ኣብ በርሊን United for Eritrea ብዝብል ስም ዝፍለጥ ማሕበር መንእሰያት ዝወደቦ ንስርዓት ህግደፍ ዝቃወም ሰላማዊ ሰልፊ ተኻይዱ።

United for Eritrea (ሕቡራት ምእንቲ ኤርትራ) ብዝብል ስም ዝፍለጥ ማሕበር መንእሰያት ኣብ ጀርመን ዝወደቦ ንዲክታተርያዊ ስርዓት ህግደፍ ዝቃወም ሰላማዊ ሰልፊ፡ ኣብ በርሊን ፊት ቤትጽሕፈት ኤምባሲ ስርዓት ህግደፍ ሎሚ ባሕቲ መስከረም ተኻይዱ።

United for Eritrea (ሕቡራት ምእንቲ ኤርትራ) ብዝብል ስም ዝፍለጥ ማሕበር መንእሰያት ኣብ ጀርመን ዝወደቦ ንዲክታተርያዊ ስርዓት ህግደፍ ዝቃወም ሰላማዊ ሰልፊ፡ ኣብ በርሊን ፊት ቤትጽሕፈት ኤምባሲ ስርዓት ህግደፍ ሎሚ ባሕቲ መስከረም ተኻይዱ።

aseye.asena@gmail.com

Review overview
NO COMMENTS

POST A COMMENT