Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

VOICE OF ASSENNA: ሕዱር ሕማም ፍሽኵልና – by Amanuel Sahle

https://www.youtube.com/watch?v=li0pSDR0je4&feature=youtu.be

aseye.asena@gmail.com

Review overview
2 COMMENTS
  • Nebro March 20, 2018

    Great article, Amanuel. Inward looking!

  • Robiel Gebrehiwet March 20, 2018

    As usual, a great teaching from a great mind. Keep it up, Memher Amanuel!

  • Tesfai March 20, 2018

    እቲ ዓቢዪ ገዲም መምህር ይብል፥
    “በዚ እተላዕለ፡ ኣብ ሃገርና ነቲ ናይ ሓውኻ ምንዓቕን፡ ነቲ ምስ ጣልያን ፈሽኰልኰል ምባልን ባህርያት ዓገብ ዚብሉ ገለ ደርፍታትን ኣውሎታትን ይቃልሑ ነይሮም።”

    ዝኸበርካ መምህር ኣማኑኤል ፣
    ነዚ ታሪኽ ተወኪስካ እናተዋዘኻ እተቕርቦ ትምህርቲ ምስጋና ይብጻሕካ። እዚ ዝበልካዮ ኣብቲ መግዛእቲ ጣልያን በቶም ኣእምሮኦም ብናይ ገዛእቲ እተሓጽበ: ብትምህርቲ ድማ ብዙሕ ዘይበሰሉ መሳኪን እዩ።
    ኣነ ዝገርመኒ ግና እቶም ሎሚ “ተማሂርና ኢና” … ለባማትን ውርዙያትን “መራሕቲ” ክመስሉ ያኢ ዝፍትኑ ምስሉያት ሓሰውቲ እዩ።
    ኣብዚ ዘመን እዚ ቋንቋታቶም ባህልታቶም ፈንፊኖም ብሓዊ ዘንደዱ ፤ ብናይ እንዳማቶም ናይ ክራይ መንነት ወደኽደኽ ዝብሉ ነውራማት ‘ውን ኣለዉ።

POST A COMMENT