Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

VOICE OF ASSENNA: ኣርኣያ በላይ ካብ ተላዕለ ! Updated – ኣርኣያ በላይን ጸሓፍን ዝርከቡዎም መሪሕነት ማሕበር መንእሰያት ፍኖተ ብርሃን ዘርኢ ስእሊ ዘጠቓለለ

https://www.youtube.com/watch?v=wKA2wyuqCd8&feature=youtu.be

aseye.asena@gmail.com

Review overview
2 COMMENTS
  • ሕድሪ ዓወት December 23, 2017

    ክቡር ካህን ተኽለማሪያም መርካጽዮም፡

    ከምቲ ዚበልኩምዎ፡ ንኹሉ መከራ ስደት ተጻዊርኩም ነዚ ሓቀና ታሪኽ ከተዘንትዉን እንኳዕ እግዚኣብሄር ዕድመ ሃበኩም። እዚ ኣደንናቒ ዛንታ ምትራኽኩም ጥራሕ ዘይኰነ እቲ ላዛን መቐረትን ዘልዎ ኣቀራርባኹም ልቢ ዘረስርስ ኰይኑ ረኺበዮ። እቲ ኣልባቡ ጠፊእዎን መቐረት ሲኢኑን ዚቋሰል ዘሎ ቋንቋ ትግሪኛ ድማ ካብቲ ተደኒሱዎ ዘሎ ዚተንሰአ ኰይኑ ተሰሚዕኒ። ‘ለካ ሊቃውንቲ ኣሎዉና ኢዮም’ ኢለ ተስፋ ኣንቢረ። ክብረት ከኣ ተሰሚዕኒ። እሞ ሃየ ደኣ በቲ ብሉጽ ቃናኹም ታሪኽ ካብ ምዝንታው ድሕር ኣይትበሉ።

    ኣምላኽ ጸጋኡ የብዝሓልኩ። ንህዝብናን ሃገርናን ድማ ይባርኽ።

    የቐንየለይ።
    ካብ ኣንባቢትኩምን ኣድማጺትኩም
    ኣመሪካ

  • Berhe Tensea December 29, 2017

    Thank you for this historical post, keep it up and Merry Christmas .

  • Teclesenbet Ghebremariam December 29, 2017

    ክቡር ሓዋ እባ መርካጽዮን ተኽልማርያም+
    ንህዝብና ቡዙሕ ቁኑዕን ሓቅን ዝኾነ ታሪኽ ኣለካ ኢለ ስለዝኣምን፣ እምላኽ ዕድመን ጥዕናን ሂብካ ፣ ኣብ ሓራ ኤርትራ ኣብ ምንጎ ህዝብኻ ተረኺብካ
    ከም ብዓል ቡሾፕ ቱቱ በዓል ደቡብ እፍሪቃ፣ ኣብ ሞንጎ ህዝብኻ ሰላምን ዕርቅን ሕድገትን ንኽሰፍን ፣ ነዚ ቁድስ ስራሕ ኩዉን ንኽትገብሮ ድማ በዓል ሙልእ ተስፋ`የ። ኣብ ዝሓጸረ ግዜ ኣብ ንጻን ሓራን ኤርትራ ንኽትረግጽ ዝምነ፣

  • Efrem December 30, 2017

    Kubur Abona haki eyu , gin kabtom kedamot abotatat kem Berhe kidane kikle ( Auditor) abbey nerom kabtom
    mesreti Kefela kokobu Ke
    Entay Aynet Tarik Ekum Tizarebu Zelekum
    Kun Kem Hagerke Midreke diyu ? koynu