Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

VOICE OF ASSENNA: ካብ ምዕራይ፡ ምፍራስ ዝምረጸሉ ኩነታት (to reform or to abolish) ብ ኣማኑኤል ሳህለ

https://www.youtube.com/watch?v=rcMqGVh8_vs&feature=youtu.be

aseye.asena@gmail.com

Review overview
1 COMMENT
  • Godaif April 1, 2018

    ዝኸበርካ መምህር ኣማኑኤል፣
    ኣየ መምህር : ዝሰምዕ እነተተረኺቡስ ከመይ ዝኣመሰለ ትምህርቲ እዩ ኔሩ። ተስፋ እገብር እቶም በቲ ብላይ ፖለቲካ ኤርትራ ዘይተበከሉ መንእሰያት ከምብብዎ እሞ ከመሃርሉ። ብዝተረፈ ግና እቲ ብጀካ ከምቶም ኮሚንስታውያንን ጂሃዳዊ ዓረባዊ ፖሊቲካን ኣፍርሱን ኣቓጽሉን ዝብል ጀብሃውን ሻዕብያውን ዝመሰረቱ ፖለቲካን ሰዓብቱን እንከለዉ ፤ ኣብ ኤርትራ ብዙሕ ተስፋ ዚህብ ናይ ምህናጽ ፖለቲካ ንግዚኡ ኣይክረኣይን እዩ።
    ፖለቲካ ኤርትራ ብጀካ ንኣረጋውያን ለባማት “ኒዮ በልዎም” ፤ ንጥንታውን ኩርዕን ልምድታትን ቅርስን “ኣጥፍእዎ” ፤ ንቋንቋታትና ትግረ ትግርኛ “ፈንፍንዎ ጽልእዎ” ፤ ነቲ ናይ ገዛእቲ ዓረብን ጣልያንን “ዓቕብዎ” ፤ ኣብ ዝብል ኣዕናዊ ፖለቲካዊ ታኼላ በዓዝን ፋሽሽትን ካብ ዝሽከል ዓሰርተታት ዓመታት ኣቑጺሩ እዩ።
    ስለዚ ዕላማኻ ናብቶም መንእሰያት ወለዶ ቀኒዑ ፤ ሃናጺ ፖለቲካዊ ሓተታኻ ቀጽሎ። ብተወሳኺ ከምዚ ናትካ ጌሩ ብግሩም ቋንቋ ትግርኛ ክጽሕፉን ኣብ ኩሉ ቀጸላታት ኤርትራ ክበጽሑ ዝኽእሉን ፤ ዉሑዳት ስለዝኾኑ ፤ ካባካ ፡ ልክዕ ከም ወልደኣብ ወልደማርያም ብዙሕ ንመሃር ኣለና እሞ ፤ ካብ ናይ ካለኦት ሰባት ውን ባህ ዝበለካ ዝምህር ዘካትዕን ዘሕስብን ጽሑፋት በጃኻ ተርጉመልና ፤ ንኣብነት ነቲ ኣዝዩ ብሱልን ውሕሉልን ኣቶ ዮሴፍ ገብረህይወት።

    ምስ ምስጋና ኩሉ

POST A COMMENT