Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

Voice of Assenna: Assenna Public Meeting in Seattle to Promote Grassroots Movement for Democratic Change in Eritrea, Sept 20, 2014

https://www.youtube.com/watch?v=E3OHYCwZDjQ

aseye.asena@gmail.com

Review overview
12 COMMENTS
  • B. Michael September 23, 2014

    ስለ Eritrean “NGO” *

    እዚ ታሕታይ ዝርዝር እታ ሕልልቲ ተሓላቒት ጎባጢ ጃንዳ ዝኣከበቶ ዲዩ፡ ጠቃሲቱ ዲያ ንሳ፡ እታ መነወር፡ መግሃይ ዘመዳ፡ ዕስብቲ፡ ግን ንሳ ኣፋ መሊኣ ትዝርዝሮም ወፈርቲ ከመይ ክንዲዚ ይራብሑ፡ ፍቕዶም ፋይዳ ዶ ይህሉዎ፡ ዕላማ ሃገር አሪትራ ብረባሕታ ማሕበራት ዶ ይሰልጥ
    … “in the last 12 years or so. Almost all receive some kind of support from the “false fronts”:
    1. Eritrean Human Rights Advocacy Group (EHRAG)- -Awate team
    2. EHDR-UK/NECS Europe- Dawit Mesfin(Berlin 13) and Elsa Chyrum
    3. Citizens’ Initiative for the Salvation of Eritrea (CISE)-Paulos Tesgiorgis grouping
    4. Horn Peace Engagement (HOPE)-Paulos Tesfagiorgis (Recipient of multiple NED grants)
    5. Citizens for Democratic Rights in Eritrea (CDRie)-Gaim Kibreab, Petros Tesfagiorgis and others
    6. Eritreans for Justice & Democracy, Benelux (EJDB)-Habtom Yohannes
    7. The Association of Eritrean Journalists in Exile (AEJA)- Milkeas Mehreteab and Semere Taezaz
    8. Network of Eritrean Professionals in Europe (NEPE)-Elsa Chyrum
    9. East and Horn of Africa Human Rights Defenders Project (EHAHRDP)-Elsa Chyrum founding member and focal person for Eritrea.
    10. Human Rights Concern Eritrea (HRCE)-Elsa Chyrum, funded by NED and others
    11. Release Eritrea-Selam Kidane and Berhane Asmelash
    12. Agenzia Habeshia- Mussie Zerai
    13. Eritrean Movement for Human Rights and Democracy (EMHDR)-Simon Weldehaimanot, Daniel Rezene Mekonnen, Meron Estefanos, Yonas Mehari and others. Funded by NED and others
    14. Eritrean Youth Solidarity for Change (International Commission on Eritrean Refugees (ICER)-whose Commissioners include Yebio Woldemariam, serves as ICER President, Yonas Mehari, Tricia Hepner, Nunu Kidane, Meron Estefanos”

    እዚኣቶም መን ኢዮም፡ እሩምዶ ፍቕዶም፡ ዕላማኦም፡ ወይ ረፋዓት ጎባጢ ጉጅላ ዚፈቕዶም ኢዮም፡ ዝርዝሩ ከምዚ ዝተሰጥሐ እንተ ኮይኑ ንተራ ህዝቢ አሪትራ እንታይ ጠቐመ፡ ኣብ ዝሓለፈ ዓመታት ኣብ ምንታይ ሙያ፡ በየናይ ጠገለ፡ ነየናይ ኣተና ከም ዝወፈሩ ምምልካት ምጠቐመና፡ ኣብ ላዕላይ ጋንታ ወፈርቲን ረዳእቲን ዚሕወሱ ኣካላት ህዝቢ ኪፈልጦም የድሊ፡ ከየሰመሩ ወይ ሓይሎምን ብልሓቶምን ከይኣርነቡ፡ ከይተሓጋገዙ ዘፍሩዩዎ ቅሩብ-ቁራቦ ይኀውን፡ ኪሰምሩ እሞ ብቕዓቶም መመስከሩ፡ ከይሰምሩ ዚሓልኮም እንታይ ኢዩ፡ ንዋይ ዶ ፖሊቲካዊ ዕላማ፡ እዚን እቲንዶ፡ ኣንበብቲ ይኣምሩዎ
    ሓድሓዶም ኪማሰሉን ኣብ ሓቁ ኪበጽሑን እወታዊ መትከል ጥራይ ይኣኅሎም፡ ንምንታይ ደኣ ከምዚ ይፋረዩ፡ ማሕበር ኪተኅሉ ንቐደም ማሕበራዊ ግደታኦም ኪፈልጡ፡ ዓቕሞም ኪመዝኑ፡ ንጽሕናኦም ከንጽሩ ምልባው ጥራይ ኣይኣክልን፡ መስሓቕን መውርዘይን ሣዕቢያዊያን ዶ ኣይኮኑን፡ ኪኆኑ ኣይጠቕመናን፡ ሓቂ እንተሎዎም ኣብ መዓላ ኣርኣያ ኪኆኑ ኪሰምሩን ፍረ ወፍፈራኦም ከርእዩን ደኣ ይጠቅም
    ነለልዮም እሞ ማሕበራቶም ኪጸናብሩን ኪኣራንቡን ንደርኅኮም፡ ማሕበር ምትካል ምፍንጣሕ ስንፍና መንነት የጋልጽ፡ ስለዚ ሃየ በብዘሎናዮ ስለ ሓልዮት ድሕነት ህዝቢ ከነረድኦም ንፈትን፡ እቶም ንዘይአሪትራዊን ሃገራዊን ጥቕሚ ዚህንደዱ እውን ብትኩር ንፍለዮም፡ ብዘይ ውዓል ሕደር

    * ምልክት ጥቕሲ ናተይ

    • ahmed saleh September 23, 2014

      B.Michael
      If we cant fight for our own people survival from those monsters inside the country . How come you expect us
      to fight again these TOOTHLESS civic organizations in diaspora ? That is why we went down low like cowards .
      HASSEKHA DEMBE AB ZILEMLEMELU goes the saying .

    • ٍSaleh Johar September 24, 2014

      Dear B. Michael,
      Allow me to correct your information. There is no More EHRAG by Awate Team. This was established in 2002 and soo when Human Rights Groups began to multiply, awate.com shelved EHRAG and left it to the popping entities. In short, EHRAG ceased to exist almost a decade ago. Please update your information before disseminating it to the public.
      Thank you

      • mela September 27, 2014

        Thank you for the update brother Saleh Johar. And what an interesting speech from brother Amanuel Iyasu! Keep up the great work Eritreans.

  • stefanos.menghesteab September 23, 2014

    ክቡር ኣማኒኤ ኢያሱ፡ኣብ’ዚ ናይ ሓደጋ ጽንኩር እዋን’ዚ ብኹሉ ኩልትንኦም ብኹሉ ዓቕሞም ዝቃለሱ ኮዋኹብቲ እንተ ኣለዉዋ እዛ ሃገር ተባሂሉ ፡ሓደ ኮኾብና ኢኻ ።ዕድመን ሓይልን ጥዕናን ክህበኻ ይምነየልካ ፡ንኹሉ ካኣ ናቱ ማዓልትን ጻማን ኣለዎ ኣጆኻ።

    ኩሉ እቲ ዝባሃል ግዜየኻ ሰዊእካ ብጽፉፍ ተዳሊኻ ብቐደም ተኸተል ብዘረድእ ኣጋባብ ኣቐሪብካዮ፡እዝንና ጥራሕ ዘይኮነ ልብና ክሰምዖ ይምነ።
    ኢሳያስ ዝሓሰመ ገዛኢ ኢልካዮ ኣብ ቦትኡ ኢዩ።እቲ ረቛሒ ግን እንታይ ኢዩ ፧

    መልሲ ደቅና እናተባሃሉ ልብናን ገዛናን ከፊትናሎም፡ ኣብዉሻጠና ኣትዮም ነ’ታ ፈልፋሊት ዓይንማይ ስድራ ቤትና ይደፍንዋ ኣለዉ።
    መኽንያቱ ገዛእቲ ኣብ መወዳእታ ዝበልዋ ቓል እየ ዝደግም ዘለኹ። መኽንያቱ ኩሉ ምተኻእለ ነሩ፡እታ ፈልፋሊት ዓይኒ ማይ ስድራቤት ኤትራ ግን ኣይካኣልናያን ኣይትካኣልን ካኣ ኢያ ኢሎም ነሮም።ማዓል ሳእንናን ዝመስሉ ኣብ እግርናን ዘይኣትዉ ሱሱዓት ጠላማት ግን ዋጋ ደምና ተጣቢቦም ኣዘንጊዖምና።
    ካብ ጸላኢየይሲ ባዕለይ ይካላኸል ካብ ፈታዉየይ ግን ኣምላኽ ሓልወኒ ዝበሉ ኣበዉ ለከ ከምዚ ምስረኸቡ ኢዮም።

  • sandro September 23, 2014

    Wow! There is insight, there is honesty and there is love in your presentation. Mr Amanuel Iyasu i salute you, man. wonderful! thanks Seattle for this opportunity.

  • Fikre September 23, 2014

    Identifying your problems is one step ahead towards solving them. Honesty is always appreciated.In our case however, to see an Eritrean this honest and dedicated is refreshing. God Bless you brother Amanuel. And Seattle? What is there to say except congratulations! Well done!

  • ERITRAWIT September 23, 2014

    kulu elkawo zterefe yelen kubur haw Amanule. kem damera nabey gesa kemtwedek ena nreya zelena.

  • Paradiso September 24, 2014

    ኣቶ ኣማኑኤል ብዛህባ ህሉው ኩነታት ኤርትራ ዝ ሃቦ መግለጺ ቅኑዕ እዩ።

    ነዚ ቃንዛን መግረፍትን ናይ ኣቦይ ኣብራሃ ኣብ ኢድ ኣረመናውያን በደዊን ሰሚዕካ፤ ውላድ ናይዛ ሓብትናን ናይ ካለኦትን ዝተጨውዩ ሰልስተ ቆልዑ፤ ደሓር ንሳ ንባዕላ ብራሻይዳ ዝተጨውየት መንእሰይ ኣደ ርኢኻ፤ እዚ ውርደት ኤርትራውያን ጥራይ ዘይኮነ፤ ውድቀትን ሕስረትን ኤርትራ ከም ሃገር ወይ ውን ከም ዓዲ እዩ።

  • B. Michael September 25, 2014

    እዚ ዚስዕብ ከም ሓደ ዋዛ ዓይነት ዕቁብ ንሰዶ

    ኣብዚ ዕቁብ፡ ወከፍ ኣባል በብዝተወሰነ እዋን ጊደኡ ንዋይ የዋጽእ፡ ከም ዓለሙ፡ ከም ተራ ዕሊ ዕቁብ ዓዲና፡ ግን ንዋይ ክኀስብ ኣይኮነን፡ ምእንቲ ኪኀስር ደኣ፡ ኩሉሳዕ ኪኀስር ኢዩ፡ መኅሰቡ ግን ኣብቲ ወፈራ ረዲአት ስዱዳት ይኅዕብት

    ህዝበይ! እዚ ጸወታ ግሩሃት ከይጻወቱ ኢዮም፡ ኣነዶ ምስኡዶ ምስኣዶ ዚበሃሉ፡ ዘይጻመዱ፡ ዘየኅፍእ ተማሳሊ ርክብ ዘይተኅሉ፡ ንሱ ዝበሎዶ ንሳ ዝበለቶ ይኁን ካብ ምባል ግዲ የድሕኖም፡ ነቲ ዚቐርጾም ክፋእ ምስ ሓበኑ ኪስዕሩ ግዲ ይሕግዞም፡ ካብ ጥፍኣት ሓሙኅሥቲ-ስንቆም ግዲ ይድሕኑ ንርእሳቶም ምስ ደሓኑ፡ ብዘይ ጥርጥር የድሕኑና

    ንውግእ እምበኣር ኣይዓደምኩን፡ ንውግእ ዘተ ደኣ፡ ንኣብነት ገለ ጥቕሚ ንዋይ እንተ ከተሮም ንቐደም ንኡ ኪፈትሑ፡ ዚርከብ ረድአት ብዋዕላ ኣብ ዚደምዕ መደባት ከውዕሉዎ ኪጽዕሩ፡ ንስምረት ወፈርቲ ጋንታ አሪትራዊያን ውዱባት ዲያስፖራ ብንጹር ዕሊ ኪገልጹ እሞ ሓገዝ ከኣ ከናዲዩ፡ ኣብ ስደት ዚርከቡ ሰብና ኪድግፉዎምን ኪሓልዩሎምን፡ ክንዲ ብወዝቢ ወፈራ ብጥንቁቕ ብልሓት፡ ብዘሳኒ መደብ፡ ከም ደራፊ-ፀፋሪ ወፈራ ግርሁ እንዳዓለቦና፡ ካብ ካልኦት እርኑባት ረዳእቲ ወገናት ክንመሃር እሞ ንዚስደዱን ኣብ ሓደጋ ዚበጽሑን ሰብና ምርዳእ ምእንቲ ኪሰልጠና

    ንኣብነት፡ መሮንን ኣልሳን ብሓባር መዲበን ኪወፍራ ንሕተተን፡ እወ! ጋንታ* አልሳ ምስ ጋንታ መሮን ከነጋጥምን ከነሳምርን ንጽዓር፡ ኣባ ሙስየ ዘርኣይ ከኣ ከም መራቒ ባራኂን ኪሕወሰን ዚጽግሞ ኣይመስልን – ሓደ በለለይ!

    ጋንታ አልሳ-መሮን ዘሳንየሉ ነጥቢ፡ ዚራዳድኣሉ ስልቲ ወፈራ፡ አረ ብሓንሳእ ዚወፍራሉ ዓውዲ ኪህሉ ኢዩ፡ ስሙር መደብ ክልተ-ሰለስተ ክንፊ ወፈራ ምስ ጸንዐ፡ ካልእ ጋንታ እከለን እከሊትን ኪሕወሱ ንደፍእ – ክልተ በለለይ!

    ጥዑያት እንተ ኮይኖም፡ ምስ ባህርያዊ መስተማቐሪ ትንሓጎም እንተለዉ፡ ወፈርቲና ጥዑም ጥዑም ኪጥዕሞም ኢዩ፡ ካን ህሩፋት ናጽነትን ዓወትን ኮይኖም ናብ ስኒትን ስምረትን ኪጎዩ ኢዮም – ሰለስተ በለለይ!

    ብቅንዕናን ምቕላለን ዚሰርሑ ጋንታ ደው ኪብሉልና ቀጠፍቲ ኣልቦም-ጥቕሚ-ወገንነት ቀባሕባሕ ኪብሉ ኢዮም፡ ሥዑ ኢያ መርከብ አሪትራ ሰለል ትብል ናብ ለምለም መርኣይቲ ሓዋሩ፡ ካብኡ ንንየው እቶም ዝተራብሑ ጋንታታት ኪጥረፉን ጸላእቲ ህዝቢ አሪትራ ኪመልኩን ተስፋ ይህሉዎም፡ realpolitik ዚብሉዎ ሠፈጥ ተበለጽቲ ዲዮም ምዕቡላት ርኁሳት ከየዳወሱ እንከ ዘይተጸበዩዎ ኣንታ! ኣብ ዝሰመሩዎን ዝወፈሩዎን ህያባት ዓውዶም ኪሓፍሱ ኢዮም

    ዘይበዝሐ ግርህነት እወ! ቅሩብ ግርህነት ምስ ሰናይ ድላይ ደኣ ንተዓለም፡ እቲ ሥሩፍ ተንክዋሊ ፖሊቲካ ከይልክመና፡ ውሑድ ሠንኮለል ኣይበልናን፡ እንተዘየሎ ኣይብልን፡ ደቂ አሪትራ፡ ካብኡ-ተረፈ፡ ኣባላት ወፈርቲን ረዳእቲን ውድበታት ዘርክበና ጸገም ናብራ ኣጸቢቖም ይግምግሙ ኢዮም

    ነቲ መግዛእቲ ሠፋቱ ክንቃወም ዝተለዓልና፡ ገለና ከይንሕግዝ፡ ነዞም ሠፋቱ ዕምሪ መግዛእቲ ኣይነናውሓሎም፡ 2% ይኁን ካልእ ኣብ ፈስቲቫላት ዚዋጻእ ነገር ከይንህብ እናበልና፡ ተቃወምቲ ባዕሊና ብንዋይ ዝመጸ ብፍላይ ጥንቁቓትን እሩማትን ክንከውን እንተ ዘይክኣልና በደል ንልክም ኣለና፡ ረዳእቲ ብዘይ ቁጽጽር ማሕበራቶም ኪተኅሉ ብንጹር መልክዕ ወፈራ ረድአት ኪፍጽሙ ዶ ይኅእሉ፡ ሰብ ዲያስፖራ አሪትራ ከይተጠራጠሩ ዶ ሓገዛቶም ከዋጽኡ ኢዮም

    እቲ ጉጅለ ሠፋቱ ብወገኑ ጠቐር ምቕባእ ስርሐይ ዝበለ፡ ንጽፉፋትን ንሓለይቲ-መሰልቲን አሪትራዊያን ኪስልበጥ ኢዩ፡ ኣብ ሕቶ ሓገዝ ንዋይ እቶም ማሕበራት ረድአት ዚብሉዎም ይቃጸጹና ኣለዉ ኪብል፡ ነዚን ነቲን ወፋሪ ማሕበር ምስ ናበይቱ ኪኀስስ፡ ነቶም ሰብ ሰናይ ዕላማ ምስ ህዝቦም ከባእሶም ኢዩ፡ ረኣዩለይ እዞም ለያቡ ብስም ህዝቢ አሪትራ ሓገዝ ይልምኑ እሞ ኣበይ ከም ዚኣቱ ኣይፍለጥን ኪብል እውን ኢዩ፡ ሰለዚ ንጠንቀቕ፡ ካብ ብኡን ፈረቓኡን ወፈራ፡ ኢደ-እግሪና ኣኪብና ምንባር ይሕሠና፡ ጸላኣይና ዓዲ ይዓል ንዚብል እሞ ጸብጻብ ወፈራኡ ከጽፍፍን ከነጽርን ንላቦ

    ብእሙት ዝርዝር ረዳእቲ ማሕበር እሞ ምስ ጠርጣሪ ሕቶ ደኣ ቀረበ እምበር ከም ጽቡጥ information ኪውሰድ ኣይእሩምን፡ ኣንበብቲን እቶም ዚጥቀሱ ወፈርቲን ባዕላቶም እኅሉ ካብ ሓሰሩ ምእንቲ ኪፍልዩ ኢዩ ዝተቐደሐ፡ ስለዚ ንሰብና ከየጋጊ ዚኣክል ሓበረታ ዘሎዎም ዚእርሙዎ እማሕጸን እሞ የቕንየለይ እብል፡ ጋንታ ወይ ማሕበር ረዳእቲ ኣይፈልኁ ኣይፈቐድኩ፡ ንወፈርቲ ግዋሎም ወዶም ምስ መተሓባብርቶም ከመልክት እየ ዝፈተንኩ፡ እቲ ዝርዝር ማሕበራት ከም ዝርዝሩ ክዉንን ተፈቃዲን ከም ማሕበር ፍሉጥን እንተ ኆይኑ እውን ብዘይ ስምረት ፍረ ዶ ይህሉዎ

    ኣስተውዕል፤ ቁ. 1. Eritrean Human Rights Advocacy Group (EHRAG)- -Awate team ነበረ እምበር የልቦን ይብል Saleh Johar፡ ስለ ሓበረታኡ ብሓዲስ ምስጋና

    ራህዋ ንኣፍሪቃዊት ናጻ ሃገር አሪትራ!

  • Robi September 25, 2014

    Hi Amanual hawuna tkales aleka kulu tkielo zebele, kemti zbelkayo kulu seab abti zelewo bota koinu kikales alewo ab dege zelo b genzebu, b fltetu,ab wushti zelo kea kulu ferihu eyu zmesil zelo ztezarebe Wey zmekere n enwet Hgdef kea ab shelata bet maeserti yehkiko alo slezis kem zmesleni Hgdef ktefie entekoinu Wedi Medhin Berad kedamay ktefie alewo nezi n mtfae kea bana meret burtue halewatat tekebibu entekoinu be Demhit n mntay be plane kab ethiopia tekarina 2 bomba geziena be natina mukurat pilot zneberu kem Beal Dejen andehisel Wey kea kaliotin nab sdet amrihom zelewu piolot terakibom zeymekrula,Shiu Wedi Medhin Berad ab gele akebatat kwetsie kelo be able wushti zelewu Arbi harnet tetseniu ytsenih msh Shiu kab Mekele airport berirom zeywekiewo zkelel mengedin buzuh meswaeti zeyedlyon kea eyu, eti reshash missile tserenefrti nay Wedi Medhin Berad akas eyu zmerete kndeyenay akmi keyhluwo arigu eyu,kurub zesekfeka kem Beal pilot yonatan ab air ms atewetet keyharmuwa ember likie kemti nay barentu kia ztebahle nay pilot yonatan, kem bezabih betros eko kndeyenay awudiken keymarkalina,hahahahahhaha ezi n Wedi Medhin Berad forokrok mebeleto hahahah wala Lilo amora teberiru ab kli air eritrea metsani Dejen elu msenbede hahahahaah hawuna Dejen kea tienaka ymles khulu mulue tesfa aleni ajoka jigna hawuna,keshkeka bel Dejen baelika tekedkayo ktdbdibo neti aremin ziasereka Wedi Medhin Berad 1 hneka tfedi nay 15 ametat hrkanika ywetselika.2 kea eza tbehal 1.5 million dollar shilimat kea bana hatsar mengedi abza mahfudaka Hahaha nayzen kulen ametat temalisen b zkeltefe hahahahahah nihina kea Wedi Medhin Berad tekariju elina hangolina yeerif. Any way waza ms kumneger eya nera aytestewahduwa butsot.Thanks.

  • Asmir September 27, 2014

    God Bless Amanuel Eyasu! Long live the Eritrean people!

POST A COMMENT