Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

aseye.asena@gmail.com

Review overview
1 COMMENT
  • Yohana April 11, 2017

    ሎሚ ንናይ ግብጺ ክርስትያናት ፡ ትማሊ ኣብ ሽወደን፡ ሎንዶን ፡ ፓሪስ ፡ በርሊን ፡ ማድሪድ ፡ ፒተስበርግ ሩስያ ።
    ቅድሚ ትማሊ ንኽንደይ ኣሸሓት ክርስትያን ኤርትራውያን ኣብ ሃገራት ኣስላም ዓረብ ኣብ በዓል ሱዳን ሊብያ ግብጺ ሲናይ ንባርነት ዝሸጡ፣ ዝኣሰሩ ዘሳቐዩ፤ ኩሊቶም ዓይኖም ዝመዝሓቑ፤ ገንዝቦም ዝዘመቱ፣ ንክርስትያን ኤርትራውያን ንወሲብ ዝሸጡ፣ ብኻራ ዝሓረዱ ብኣድራጋ ጠያይት ዝረሸኑ እዚኦም እስላማውያን ጂሃድ ዓረባውያንን ናቶም ከደምትን እዮም።
    ገለ ሓሰውቲ “ገለ ቁንጣሮ ዉሑዳት እዮም:” እንተበሉኹም ሓሶት እዩ። እዚኣቶም ቅዳሕ ናይ በዓል ጂሃዳዊ ወሃባዊ ስዑዲ ዓረብን ብኣቶም ዝድገፉን : እቲ ረሳሕ ትምህርቶምን ገንዘብን ካብ መሳጊድ ናይ ሳዑዲ ፣ ቐጠር ፣ ኩወይት ፣ ኦማን ፣ ባህረይን ፣ ኢማረይት ተዋህሊሉ ዝመጽእ እዩ።
    እቶም ገና ደቂስኩም ዘለኹም ነዚ ርኢኹም ተበራበሩ። በዓል መነን እንታወትን : ነዚ ከምዚ ዘራኻስዎ ዘለዉ ፍለጡ። በዓል መን እዮም ? ናይዞም ኣረሜን እስላማውያን ጂሃድ ቅዳሕ ክኾኑ ህርድግ ዝብሉ ዘለዉ ? በዓል መን እዮም ናይ ደቀባት መንነት ታሪኽ ቋንቋ ባህልን ስርዓትን ብሓዊ ከንድዱ ለይትን መዓልትን ህርድግ ዝብሉ ዘለዉ ?

POST A COMMENT