Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

Voice of Assenna: Eritrean Women Past and Present – Thursday, Jan 05, 2017

https://www.youtube.com/watch?v=UE01vQvN0iE&feature=youtu.be

aseye.asena@gmail.com

Review overview
2 COMMENTS
  • Desalegn January 7, 2017

    ዕለት: 07/01/2017

    ጭፍራ ኣግኣዚያን ንብኩላት ካብ ኣንደበቱ ንዝወጹ ቃላት ይቕረታ ንኽሓተሎም ጻዊዒት ቐሪብሉ

    ጭፍራ ኣግኣዚያን ብድሕሪት ሕቡእ ኣጀንዳ ትዉንን ጥራሕ ዘይኮነት ንህዝቢ ትግርኛ ሕብረተሰብ ዝበከለት ስካሪኮ ምኻና ይፍለጥ። እዛ ጭፍራ እዚኣ ኣብ ሕብረተስብ ትግኛ ይኹን ኣብ ካልኦት ብሄራት ሃገርና ማለት ኣብ ኤርትራ ይኹን ኣብ ትግራይ ተሰሚዑን ትባሂሉን ዘይፈልጥ ንስምና ዝብክል ነውራም ዘረባን ኣበሃህላን ብምጥቃማ ካብ ተሓታትነት ኣክተመልጥን እያ።
    ካብ ብዙሓት ዉሑዳት ኣቐዲመ ጠቒሰ ምንባረይ ይፍለጥ ሕጂዉን ተስፋጽዮን ነዉራም ብኣንደበቱ ንዝበሎም ደጊመ ክገልጾም መሪጸ ኣለኹ፥
    1. ንዝሓረሳ ኣዴታትና ኣብ ሕክምና ኣብ ዝሰርሓሉ ዝነበረ ሓጺበያ ንዝበላ ሰበይቲ ኣዝያ ጨናዊት ምንባራ ብኣንደበቱ ከይሓነኸ ገሊጹልና እዩ። እዚ ከኣ ነዴታትና ክብረተን ዝቐንጠጠን ነዉራም ዘይ ባህሊ ትግርኛ እዩ።
    2. ሓላፊ ዝነበረ ተጋዳላይ ኣብ ጊዝየ ገድሊ ምስ ኣወዳት ተጋደልቲ ይጋሰስ ከምዝነበረን ኣብ ግንባር ደቀምሓረ ተመሳሳሊ ተግባራት እንዳፈጸመ ከምዝተታሕዘን ገልጹልና እዩ። እዚ ነዉራም ዝኾነ ብኣንደበቱ ዘውጸኦ ቃላት ንባሕልናን ክብርናን ኣዚዩ በኪልዎ እዩ።
    3. ንኤርትራዉያን ዝኾኑ ናይ ምስልምና ሕብረተሰብ ዘለዎም ናይ ሰብኣዊ ክብሮም መሰል ተንኪፍዎ ጥራሕ ዘይኮነ በኪልዎ እዩ።
    4. ንሙሁራት ኣካል ሕብረተስብና ትሑት ዝዓቕሙ ክንሱ ከነኣእሶም ፈቲኑ እዩ።

    እዚ ኣብ ላዕሊ ክዝርዝሮ ፈቲነ ዘለኹ ገላ ካብ ባሕሪ ብጭልፋ ብኣንደበት ተስፋጼን ዝተባህሉን ብጭፍራ ኣግኣዚያን ዝተደግሙ ምኻኖም ካብ ኣንደበቱ ዝወጹ ንምኻኖም ዝምስክሩ ብቪድዮ ኣሰንዩ ዝዘርገሖም ምኻኖም ኣካታዒ ክኾኑ ኣይኽእሉን እዮም።

    ተስፋጽዮን ነዞም ብኣንደበቱ ዝተዛረቦም ኣነወርትን በከልትን ሕብረተሰብና ዝኾኑ ምስ ጭፍራ ኣግኣዚያን ብምኻን ብሓፈሻ ንህዝቢ ኤርትራን ህዝቢ ትግራይን ብፍላይ ንምስልምና ሕብረተሰብ ወግዓዊ ህይቕረታ ንኻሓተሎም ጻዊዒት ማሕበር ሰላም ትግርኛ ሕብረተስብ የቕርብ።

    ጊዝያዊ ሓይሊ ዕማም ማሕበር ሰላም ትግርኛ ሕብረተስብ

  • Berhe Tensea January 7, 2017

    Excellent presentation, thank you very much.

POST A COMMENT