Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

Voice of Assenna: Interview with the Hero Pilot-Prisoner, Dejen – 7th & Final Part – Monday, June 2nd, 2014

https://www.youtube.com/watch?v=zZNdYnN8_mU

aseye.asena@gmail.com

Review overview
44 COMMENTS
  • Haile Michael June 12, 2014

    ተኣምራት ዝኾነ ኣዝዩ ዘሰንብድ፡ ዘፍርሕ፡ ዘሕዝንን ዝምህርን ከቢስ ሂወት የሕሊፍካ። ኩሉ ዝገበርካዮ ቃለ ምሕትት ክሰምዕ እንከለኹ፡ ኣዝየ ብፍርሂ እየ ዝወሓጥ፡ ምኽንያቱ ኣብ ቦታኻ ንነብሰይ የእትየ እንታይ ከ ምገበርኩ እንዳበልኩ ዓቐብ ዝኾነ ሓሳብ ክድይብን ከውርድን ነቲ ከጋጥመኒ ዝኽእል መግረፍትን ዓመጽ ምፍርራሕን እእንዳተራእየኒ ራዕዲ ይሕዘኒ። ብዛዕባዚኦም ማፍያታት ቀተልቲ ሰብ ብፍላይ ድማ ኢሰያስ ብዙሕ ኣፍልጦ ሂብካና። ኣነ ዝገርመኒ ስድራቤት ሙሉእ ተጋዲልኩም ንኸተብቅዑ ብዘይዝኾነ ገበንን ክስን ከምዚ ገይሮም ከሕቁቑኻ ናብ መላሲ ኣውያት ዘይብሉ ቤትማእሰርቲ ዘእተዉኻስ ንዓና ነቶም ተራ ገባር ንበሃል( ኣገልግሎት) ደኣ እንታይ ክገብሩና ማለት እዩ፧ ዋይ ኣነ የሕዋተይ ኣነ ዝገርመኒ ነቶም ኣብ ምቾት ኮይኖም ንሱ ንሕና ንሕና ንሱ ዝብሉ ደናቁር እዩ። ብዛዕባ ኢሰያስ እንተኾይኑ ድማ ስርሑ ሰላሕ እንዳበለ ይሰርሕ ኣሎ ህዝቢ ኤርትራ ካብ ሃገር ሃጥስ ኣቢልካ ምጥፋእ፦ ዝኾነ ኮይኑ እንኳዕ ኣዋጽኦ ረኸብካ፡ ነቶም ተሪፎም ዘለዉ መሳኪን ድማ ኢሰያስ ዕድመ ስልጣኑ ኣብዚ ቀረባ እዋን ሓጺሩ ብሰላም ይገላገሉ ይኾኑ። ካልእ ክብለካ ዝደልይ ድማ በጃኻ እዚ ኩሉ ዘሕለፍካዮ ሽግር በጃኻ ኣብ መጽሓፍ ጸሒፍካ ናብ ኣንባቢ ኣቕርቦ። ሓደራ ከይትርስዕ ጸሓፎ ኢኻ። ካብዚ ዝዓቢ ተኣምራታዊ ዛንታ የለን።ሰላምን ጥዕናን ይምነየልካ።

1 3 4 5

POST A COMMENT