Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

Voice of Assenna: Message of Self Transformation – By Abeba Tesfagiorgis, Saturday, April 30, 2016

https://www.youtube.com/watch?v=4QzSszMW384&feature=youtu.be

aseye.asena@gmail.com

Review overview
13 COMMENTS
  • Debre May 3, 2016

    ክብርቲ ወ/ሮ ኣበባ
    ሰላምታ ብምቅዳም ምሉእ ጥዕና ይምነየልኪ።
    መልእኽቲኺ፡ ጣዕሳኺን ለበዋኺን ኣብ መዓልቲ ፋሲኻ ከነስተማቕሮን ንሕዋት ሼረ ክንገብሮን ዊዕልና። ህያብ ፋስኻ ኮይኑ ዊዒሉ። እወ ደጋጊምና ከኣ ሰሚዕናዮ። ብፍላይ ካብ ተመኩሮኺ ዝገጠሙኺ ኣብነት እንዳሃብኪ ብዝርዝር ዝገለጽክልና ብልቢ ከነመስግነኪ ንፈቱ።
    ውሳኔኺ ንደንበ ተቃውሞ ክስውድ ሓደ ስጉምቲ ንቕድሚት ንጉጅለ ህግደፍ ክመውት ክልተ ስጉምቲ ንድሕሪት ዝመጥጥ ስጉምቲ እዩ። ብዕቦሶ ዕበሶ ዝተሓብአ ዘይተቀልዐ ብዙሕ ሚስጢራት ከምዘሎ ካብ መልእኽትኺ ተዓዚብና። ኸምዚ ዓይነት ሚስጢራት ክቃልዑ ከለዉ እቶም ብዕሽነት ይኹን ብምትላል “ንሕና ንሱ፡ ንሱ ንሕና” ዝብሉ መንቋቋሕቶም ክከፍቱ የኽእሎም ይኸውን ዝብል እምነት ኣሎና።
    ኣቱም ከም ወ/ሮ ኣበባ ካብ ዝኾነ ምንቕስቃስ ተሓሪምኩም ከምቲ ወ/ሮ ኣበባ ዝበሎቶ ዘይጠቅም ምኽንያት ንባዕልን እንዳሃብና ንመሰል ህዝብና ካብ ምቋም ንነፍስና ዓጊትና ዘለና (ካባይ ጀሚርካ) ኣብነት ወ/ሮ ኣበባ ንስዓብ። ንፍትሒ ደው ክንብል ንነፍስና ነእምና። ንነፍስና ካብቲ ዘለናዮ ደልሃመት ነውጸኣያ።
    የቀንየልና ወ/ሮ ኣበባ ስለቲ ኣብነት ንምኳን ኣብ ቅድሚ ህዝብኺ ብቅሉዕ ምውጻእኺ፡
    ከምቲ ኣብ ላዕሊ ኣሕመድ ዝተበሃለ ርእይቶ ወሃባይ ዘበለኪ ናይ 2016 ደላይት ፍትሒ ኢሉ ዝሰየመኪ ኣነውን እደግሞ ኣለኹ።

  • SHake May 4, 2016

    well done wedi hesbi

  • Semur Ghenbar May 5, 2016

    ዝኸበርኺ ሐብትና አበባ፤

    መልእኽትኽን ሐቕነትኽን አዝዩ መሲጡኒ ክልተ ጊዜ አንቢበየውን አይጸገብኹዎን ። ሕንቕንቕ ኢለ፤ ተኺዘውን ኩሎም ዝተሰውኡን ዝሰንከሉን ደቒ ገዛውተይ፤ ደቒ ቤት ትምህርተይ ፤ የዕርኽተይ፤ ቤተሰበይ ዘኺረ መስዋእቶምን ስንኽልንኦምን ንኽንቱ መላገጺ ውልቐመላኽን ዝምቡዓት ሰዓብቱን ምኳኑ። መሻኺን ተጋደልቲ የሕዋትና ብፍላይ አብዚ ዘለኹዎ ክፍለሀገር ካሊፎርንያ ብዙሐት ደቒ አንስትዮ ምስ ደቐን ተሰዲደን አይጠዓመንን ዘሎ የደንግጻኻ አብዚ ምውዳቓን።and still ” ሀገርና ጽቡቕ ትኸይድ አላ ዝብሉ ከምቲ መምህር አማኒኤል ሳህለ ዝበሎ ” ብናይ ህግደፍ ዓይኒ ዝርእዩን ብናይ ህግደፍ እዚኒ ዝሰምዑን እዛ ሀገር ተሸኪማ ትከይድ አላ።
    አበባ ሐብተይ ተስፉ ሂብክና እዚ መልእኽትኺ እዚ ብዝግባእ ንታሪኽ ሒዘዮ አለኹ። ዝኸበርኪ ብስልትን ምዕብልትን ሐብትና ነተን ነአሽቱ የሕዋትኪዝቓለሳ ዘለዋ የሕዋትኪ ዓቢ ጽላልን ተስፉ ኾንኺየን አለኺ ህዝቢ ኤርትራ ድማ ዘራይ።
    አጆኺ አበባ ሐብትና ድሌትናን ባህግናን ሰሚሩልና ዓድና ዓዲ ፍትሕን ስርዓትን ኾይና ሐቢርና ከነሕውያ ኢና።

    “”” አበባ ተስፉ ኤርትራ ሐብትን አደ ኤርትራውያን። ”

    ዓቢ ጽ

POST A COMMENT