Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

Voice of Assenna: Seminar Dr Misgina Ghebremedhin in London – Part 1

https://www.youtube.com/watch?v=d-nVyuzzX28&feature=youtu.be

aseye.asena@gmail.com

Review overview
8 COMMENTS
  • hager Bahri May 12, 2015

    ነዚ ለባም ሓውና ኣምላኽ ዕድመን ጥዕናን ይሃቦ። ንዓና ድማ ዝሰማዕናዮ ኣብ ልብና የሕድሮ። ንፍሲ ወከፍና እንተወሐደ ንሓደ ሰብ ከም ዝሰማዓ ክንገብር ፈጣሪ የኽእለና።

  • YERHWO May 12, 2015

    Haw Dr. Misgina,

    NskAnn kemakan zAmeselu lebamatn, sebTemKron-nhzbna hasiKUmwo-DEnguikum. Izi Mwut zetensiE seminar -slemnTai wHij keimetze megedi whij tzreg kemzbHal bAntobo zeYthAsbe. hiji wn kimble bele imber—-kemzBhal -haye Hawaryat selam,fikri, Erqin kunu.

    ms msgana.

  • Bhdma hager badima May 13, 2015

    Dr. Misgna thank you for your honest and candid lecture. I hope the other silent scholars would do the same. In the end we will remember not the actions of our enemies but the silence of our friends.

  • Mesinas May 13, 2015

    ርእይቶ ንኽቡር ዶክተር ምስግና ጋይም፥

    ክቡር ዶክተር ምስግና፡ ብመጀምርያ ምሁራዊ እጃምካ ብምግባርካ ብስም ህዝብን ሃገርን ኤርትራ ልዑል ምስጋናይ የቕርበልካ! ካብዚ ዝሃብካዮ ቃለ ምስክርነት ከኣ ዳርጋ መብዛሕትኡ ንኽትኣምኖ ዘጸግመካ’ዩ! እንተ ኾነ እዚ ህሉው ኩነታትና ናይ መግለጺኻ ህያው ምስክር ስለ ዝኾነ: ዋላውን ንኽትኣምኖ እንተ ጸገመካ ንኽትእምኖ ግን ትግደድ! ምኽንያቱ፡ ዝኾነ ይኹን ምኽንያት ይወሃቦ፡ ህዝቢ ኤርትራ ካብ ዝፍጠር ኣትሒዙ፡ ከም ኣብ ግዜ ኢሳያስ ጌሩ ሓሲሙዎ ስለ ዘይፈልጥ! ከመይሲ፡ ኣብ ታሪኹ ቅድሚ ሕጂ ብህይወቱን ኣካላቱ ጠቢሕካን ተሸይጡ ስለ ዘይፈልጥ! ኣብ ምድረ በዳን ኣብ ባሕርን ብጃምላ ሓሊቑ ስለ ዘይፈልጥ! ኣብ በረኻታት ትግራይ፡ ቴንዳ ዘርጊሑ ተመጽዋቲ ረዲአት ኮይኑ ስለ ዘይፈልጥ! ኣብ ምልእቲ ዓለም ከም ሎሚ ጌሩ ሓሲሩን ተዋሪዱን ስለ ዘይፈልጥ! ወዘተ.

    ክቡር ዶክተር፡ ኣጋላልጻኻውን ኣብነታት፣ ቦታን ሰባትን እናጠቐሰ ክውን ዘረድእ፡ ኣዝዩ መሳጥን ተኣማንን’ዩ! ደጊመ ንኣኻን ነቶም ነዚ ዕድል’ዚ ዝፈጠሩልካ ኣሰናውያንን ዝለዓለ ክብርን ምስጋናን እናኣቕረብኩ ኣብ 2ይ ክፋል ብሰላም የራኽበና ዝብለካ ሓውካ መሲናስ’የ። የቐንየልና።

    “ምሕደራ ህግደፍ ካብ ናይ ደርጊ ዝኸፍአ’ዩ!” ቃል ክቡር ዶክተር ምስግና ጋይም።
    “ስለምንታይ ምስ መታዓብይትኻ ጥራይ ትኸይድ ኣለኻ!?” ቃል ኣባላት ሃገራዊ ጥፍኣት ህግደፍ
    “ስለምንታይ ምስ ኣስላም ጥራይ ትኸይድ ኣለኻ!?” ቃል ኣባላት ሃገራዊ ጥፍኣት ህግደፍ
    “ኣብ ግዜ መግዛእቲ ዝነበራ ኩለን ፋብሪካታት ሃገርና፡ ብህግደፍ ስለ ዝተዓጽዋ፡ ኩለን ወይውን መብዛሕትአን ኣብ ትግራይ ተተኺለን ኣለዋ! ኣብዚ ሎሚ እዋን ኣኽሱምን ዓዲ ግራትን ካብ ኣስመራ ዝበልጻ ከተማታት ኮይነን ኣለዋ!” ቃል ክቡር ዶክተር ምስግና ጋይም።
    “እዚ ኹሉ ኣያይ (ሓወይ ወልደኣብ ወልደማርያም) ኣብ ኣስመራ ክነብር ከሎ፡ ኢሳያስ ኣፈወርቂ ዋላ ሓንቲ መዓልቲውን ትኹን ከይበጽሖ ካብዛ ዓለም ብሞት ተፈልዩ! ነፍሲሄር መለስ ዜናዊ ግን ሰለስተ ግዜ መጺኡ ‘መርቐኒ ኣያ ወልደኣብ’ ከም ዝበሎ ነጊሩኒ!” ቃል ኣቦና ጋይም ወልደማርያም።
    “እቲ ዝኸፍአ ዕድል ናይ ህዝቢ ኤርትራ፡ ብኢሳያስ ምምርሑ’ዩ!” ቃል ሓርበኛ ኣቦና ወልደኣብ ወልደማርያም።

    “መራሕቲ ህግደፍ እምነት የብሎምን፡ ኮሚኒስት ስለ ዝኾኑ!” ቃል ክቡር ዶክተር ምስግና ጋይም።
    “ካብዛ ቤተ ክርስትያን ዘይወሰድኩማ ታቦት ጥራይ ተሪፋትኩም ኣላ’ሞ ንዑ ንዓኣውን ተማልኡዋ!” ቃል ኣቦና ኣባ መድሃኔ።
    “መራሕቲ ህግደፍ ምስ ህዝቦምን ምስ ፈጣሪኦምን በኣሲ ዘሎዎም ርጉማት ፍጥረት’ዮም!” ቃል ክቡር ዶክተር ምስግና ጋይም።
    “ኤርትራውያን ደቂ ኣነስትዮ፡ ብሰበ ስልጣን ህግደፍ ብብዝሒ ይዕመጻ ኣለዋ!” ቃል ናይ ዓይኒ ምስክር ክቡር ዶክተር ምስግና ጋይም።
    “ህዝቢ ኤርትራ ከም ባላንቺና’ዩ ዝንፋሕ ዘሎ፤ ሓደ መዓልቲ ከኣ ኪትኰስ’ዩ!” ቃል ክቡር ዶክተር ምስግና ጋይም።
    “ቀደም ኣብ ኤርትራ፡ ናይ ኣውራጃ፣ ሃይማኖትን ወገንን ፍልልይ ኣይነበረን!” ቃል ክቡር ዶክተር ምስግና ጋይም።
    “ነዚ ኣብ ደገ ዘሎ ህዝቢ፡ ኣኩሎጉዛይ፣ ሓማሴን፣ ሰራየ፣ ወዘተ. እናበልና ፋሕብትን ከነብሎ ኢና!” ቃል ኣምበሳደራት ህግደፍ።
    “እቲ ዝበዝሐ ገንዘብ ነጥፍኣሉ ወፍሪ፡ ኣብ ደገ ዘሎ ህዝቢ ኤርትራ መታን ከይሰማማዕ፡ ንምዝራጉ ነፍስሶ ገንዘብ’ዩ!”
    “እዚ ኹሉ ህግደፍ ዝፈጠሮ ፍልልያት፡ ሰሚርና እንተዘይመኪትናዮ ኤርትራ ከም ሃገር ኣይክትቅጽልን’ያ!” ቃል ክቡር ዶክተር ምስግና ጋይም።
    “ሓደ ግዜ ኣብ ዕላልናሲ፡ ‘ዓዲ ቀይሕ ዘይረኣየስ ብኣስመራ ይድነቕ’ ኢለ ኣብ ዝተላገጽኩሉ ግዜ ኣልኣሚን ዓብደልለጢፍ፡ ‘ንስኻ ምሁር እንዲኻ ከመይ ጌርካ ከምዚ ትብል!?’ ኢሉኒ።
    ‘ኣልኣሚን ኢለዮ፡ ንስኻ ኣፍካ ክሳብ ዝቕደድ ኣባሻውል ኢልካ ደሪፍካስ ወገንነት ማልለትድዩ? ኣነኸ ንምንታይ ብዝዓበኹሉ ዓዲ ዘይዛረብ!? ቃል ክቡር ዶክተር ምስግና ጋይም።

  • YERHWO May 13, 2015

    Dr. Misgina has made some shocking revelations -some hard to believe. Can assen a arrange an interview with our good Doctor ?

    Thanks.

  • Azeb ghebrehiwet May 14, 2015

    Hi Doctor Mesgna wedi Germen
    ane Azeb kab Germen nay Asena Radia Semieyo It is very good, keep doing your broadcasts! Please calll me ! thank you

POST A COMMENT