Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ ንሃማመተኤ ከምዘፍረሶ ምንጭታት ካብ ኤርትራ ሓቢሮም።

ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ ን “ሃገራዊ ማሕበር መንእሰያትን ተማሃሮን ኤርትራ” (ሃማመተኤ) ንረብሓ ብሕትውና ስልጣኑ ኣጸቢቑ ንምቍጽጻሩ ብዝጥዕም መንገዲ ብኻልእ መልክዕ ከምብሓዱሽ ንምውዳቡ ከምዘፍረሶ ምንጭታት ካብ ኤርትራ ሓቢሮም። በቲ ሓበሬታ መሰረት፣ መራሒ ስርዓት ህግደፍ መላኺ ኢሳይያስ ኣፈወርቂ፣ ነቲ

ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ ን “ሃገራዊ ማሕበር መንእሰያትን ተማሃሮን ኤርትራ” (ሃማመተኤ) ንረብሓ ብሕትውና ስልጣኑ ኣጸቢቑ ንምቍጽጻሩ ብዝጥዕም መንገዲ ብኻልእ መልክዕ ከምብሓዱሽ ንምውዳቡ ከምዘፍረሶ ምንጭታት ካብ ኤርትራ ሓቢሮም።

በቲ ሓበሬታ መሰረት፣ መራሒ ስርዓት ህግደፍ መላኺ ኢሳይያስ ኣፈወርቂ፣ ነቲ ነዚ ዕላማ’ዚ ንምትግባር ብህግደፍ ዝተሓረዩ ሓደስቲ ኣገልገልቲ መንእሰያት ብምዕዳም ሎሚ  17 መስከረም ኣብ እምባትካላ ክካየድ ዝወዓለ ኣኼባ ከፊቱዎ።

ነቲ ንሃመማተኤ ንምብታን ብኢሳይያስ ዝወጸ መደብ፣ የማነ ማንኪ፣ ሓጎሽ ክሻን ኣልኣሚን መሓመድ ስዒድን ‘ውን ከምዝተሳተፉዎ እቲ ሓበሬታ የረድእ።

ካብ ዝሓለፈ ሓያለ ዓመታት ኣትሒዙ ሓላፊ ፖለቲካዊ ጉዳያት ህግደፍ የማነ ማንኪ፣ እቲ ማሕበር ኣብ ባይታ እናሀለወ ጎኒ ጎኒ ባዕሉ ዝቆጻጸሮ ጉጅለ መንእሰያት ኩርኩር ህግደፍ (YPGDJ) ክምልምል ከምዝጸንሐ ‘ውን ይፍለጥ።

ሃማመተኤ ልክዕ ከምቶም ከም ሃማደኤ ዝኣመሰሉ ብህግደፍ ዝተመስረቱ ማሕበራት፣ ፖለቲካዊ ዕላማ ናይቲ ስርዓት ንምውቃዕ ዝተመስረተን ክሰርሕ ዝጸንሐን ኳ እንተኾነ፣ ድሕሪ’ቲ ብ21 ጥሪ ኣብ ኣስመራ፣ ፎርቶ፣ ኣብ ዝተኻየደ ምንቅስቓስ ሓይልታት ምክልኻል ኤርትራ፣ ገለ ካብ ኣባላቱ ምትእስሳር ከምዝነበሮም ብህግደፍ ከምዝተጠርጠሩን እቲ ስርዓት ኣብቲ ማሕበር ዝነበሮ ምትእምማን ኣዝዩ ከምዘጕደለን ካብ ኤርትራ ዝተረኽቡ ሓበሬታታት ከረድኡ ጸኒሖም እዮም።

ኣብ ምምስራትን ምህናጽን ሃማመተኤ ዓቢ እጃም ዝነበሮም፣ ኣቦ ወንበሩ ነበር  ሙሕየዲን ሸንገብ ፣ ከምኡ ‘ውን ቅድሚ ናብ ሚኒስትሪ ዜና ምዝውዋሩ ምኽትል ኣቦ ወንበሩ ዝነበረ ዓሊ ዓብዱ፣ ነቲ ስርዓት ብተኸታታሊ ራሕሪሖም ኣብ ወጻኢ ፖለቲካዊ ዑቕባ ከምዝሓተቱ ይፍለጥ።

aseye.asena@gmail.com

Review overview
17 COMMENTS
  • Awet September 17, 2013

    DIA is busy destroying Eritrea while our neighbors to the south are making progress in every aspect you can think of.

    Ethiopian Airlines orders 8 more Dreamliners

    Addis Ababa, 16 September 2013 (WIC) – Ethiopian Airlines has ordered a further eight Boeing 787s, less than two months after one of its Dreamliners caught fire at Heathrow. The African carrier already has five B787s in its fleet. It previously had five more on order, a figure that has now increased to 13.
    Both Heathrow runways were closed for 90 minutes in July after smoke was spotted coming from towards the rear of an Ethiopian Airlines Dreamliner. Investigators sourced the fire to a battery in the emergency locator transmitter used to find missing aircraft following a crash.
    In January, the 787 was grounded for three months due to another faulty battery system causing problems in two different planes operated by Japan Airlines and ANA.
    Ethiopian Airlines then became the first carrier to again operate a commercial B787 flight, between Addis Ababa and Nairobi, Kenya.
    Ethiopian’s CEO Tewolde Gebremariam said last week: “The airplane is undergoing a challenging time to mature, but it’s improving. I have strong confidence in this airplane. It is the future in aviation.”

    • Footscray September 18, 2013

      anta Hasas,

      There are 8 million people in Ethiopia behind the order of 8 more Dreamliners. Don’t be nonsense. for those who lack a daily bread Dreamliners are night dream.

    • Footscray September 18, 2013

      anta Hasas,

      There are 8 million people in hanger in Ethiopia behind the order of 8 more Dreamliners. Don’t be nonsense. for those who lack a daily bread Dreamliners are night dream

  • Beyane wedi mendefra September 17, 2013

    ቲ ዝገርም ነገር እቶም አብ ደገ ዘለው ብስም ምንእሰያት ህግደፍ ዝፍለጡ ብዙሕ ፖለቲካዊ ኩነታት ዘይፈልጡ ብህግደፍ ዝጥርነፉ ሰባት እቲ ዝገርም ፍልልይ ህዝባዊ ግንባርን ህፍደፍን ዘይፈልጡ። መንእሰያት ህዝባዊ ግንባር ዝበሉ አለው። ብዕሊ ባዕሎ እቲ ጹሉል ኢሳያስ አብ 1994 ድሕር ሕጅ ህዝባዊ ግንባር ዝበሃል የለን። ብህግደፍ ተተኪኡ ኢዩ ኢሉ ገሊጹስ ትካላቱ አብ ትሕቲ ህግደፍ ጠርኒፉ። ነዚ ናይ ሰርቕቲ ጉጅለ ዝመርሑ ሹመኛታት ድማ ብዓል መንኪ፡ ክሻ…..ዝብሃሉ ሱሱዓት ይኽይድ አሎ።

    ማሕበር መንእሰይ ግን ህዝቢ እና ጠፍኣ ከሎ ድምጾም ምስ ህዝቦም ክንዲ ዝገብሩ በቶም ብረብሓ ዝተገዝኡ ሰብ ረብሕ ክምርሑ ክትርእዮም ከለኻ ይገርም ኢዩ። እቶም ሓለፍቶም ናይ ስራሕ ዕድል ንገዛእ ርእሶም ፈጢሮም ሰብ ዶሞዝን ካልእን ክረኽቡ ከለው እቶመ ጀሊ ዝኾኑ ዋላ ሓደ ናይ ኤርትራ አፍልጦ ዘየብሎም ንስእልን ፕሮፖጋንዳን ይጥቀምሎም አለው። ምስ ህዝቦም ምስ ዝጽነበሩ ግን ቀንዲ ጠጠቀምቲ ሃገሮም ምስ ህዝቦም ምኾኑ።

    ማህበር መንእሰይ ዝጠቅም ተዝኸውን ንሸንገብን ዓሊ ዓብዱን ምጠቐመ። እንሆ ካብ ህዝቢ ተኸዊሎም ብዘይ መግለጺ ወይውን ይቕሪታ ንህዝቦም ከይሓቱ ናይ ማይ ሽታ ኮይኖም አለው። ህዝቢ መሓሪ ስለዝኸነ ብዕሊ ይቕርታ ሓቲቶም ምስ ህዝቦም ምጥርናፍ ምሓሾም።

    ኢሳያስ ንውልቀዊ ረብሕኡ ኢዩ ድሰርሕ። ወዲ 72 ዓመት ለውጢ ከምጽእ ኢልካ ምሕሳብ ግዜ ዝሓለለፎ ኢዩ፡ መንእሰይ ናይ ለውጢ ሃዋርያ ኢዩ። ተስእ። ተበገስ። ስመር።

  • mehari September 17, 2013

    it might be the start of “cultural revolution” similar to what Mao did in china. the chinese cultural revolution which destroyed china and put the country in choas was primarly executed by the so called “red Guard” a youth thug organization.
    as DIA is copycatting Mao’s idiology i will not be surprised at seeing Eritrean version of “Red Guard”

    • ababua September 18, 2013

      My fear too specially now that everyone is armed

  • መትከላዊ September 17, 2013

    ኣንታ ዕቡድ በያን፡
    ቁሩብከ ዘይትሓፍር? ኣደታትኩም ኣብ ኣባሻውል——ከለዋ፣ በዓል ንስኻ ከኣ ኣብ ትሕቲ ዓራት ዝዓበኹም ኣቦኹም መን ምኻኑ ዘይትፈልጡ ሰባት ስለ ዝኸንኩም ክብረት ናይ ሰብ የብልኩምን። ንክቡር ፕረሲደንት እንተ ኸነ ብመዓርጉ፣ እንተዘይከነ ከኣ ብዕድሚኡ ከተኽብሮ ምተገብኣካ ። ወዮ ደኣ ብውርደት ዝዓበኻ ሰብሲ ከመይ ገርካ ሰብ ከተኽብር ደኣምበር?

    • Hafash September 17, 2013

      ኣንታ ሐውና ፡
      ብቐዳምነት ብዛዕባ ኣየናይ ብባይቶን ብቝዋምን ዝጸደቐ ማዕርግ ኢኻ ትዛረብ ዘለኻ ፧ ን 22 ዓመታት መመላእታ ብደዐን ንዕቀትን ዝመልኦም ጠገለ ዘይብሎም ቃላት ኣብ ርእሲ ህዝቢ ዝድርቢ ዘሎ ውልቀሰብ ክብሪ ይግበኦ ኢልካ ክትዛረብ ንገዛእ ርእስኻ’ውን ከሕፍረካ ይግባእ። አብዚ ለንቅነ ምስ ጋዜጠኛታቱ ዝገበሮ አስታት ናይ 5 ሰዓታት ሃለውሎው ፣ ማይ ናብ ሰብ ክመጽእ የብሉን ሰብ ናብ ማይ ዘለዎ ክኸይድ ኣለዎ ዶ ይብለካ የሎን። ካብ’ዚ ንላዕሊ ንዕቀት ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ካልእ እንታይ ትጽበ ፧ ብዝትረፈ ግን ፣ ካብ’ዚ ኣጸሓሕፋኻ ይረአ ከምዘሎ ንስኻ’ውን አንተኾነ ክብሪ ናይ ሰብ ዘይርዳኣካ ስነስርዓት ዝጎደለካ ሰብ ኢኻ ክበሃል ይከኣል። እዚ ወደሓንካ!

      • Suleiman Salim September 18, 2013

        ኣንታ ዓዋን እንታይ እሞ ክብለካ ደሊኻዮ? ኣብ ኣስመራ ዋሕዲ ማይ ከም ዘጋጥም ካብ ቀደም ተተንቢሁ እንከሎ ኩሉ ሰብ ኣብ ኣስመራ ክነብር እንተ ደለየ ጸቡቕ ዶ ይመስለካ? ኣብ ክንዲ ኣብ ሓደ ቦታ ንእከብ ኣብ ማይ ዘለዎ ቦታ ፋሕ እንተ በልና ይሓይሽ እንተ በለካ እንታይ ኣበር ኣለዎ? ሕሰብ መምይ ከምቲ ጥልያን ዝበልዎ ” ቴስታ ዲ ጋሊና ” ኣይቱኹን።

        • Hafash September 18, 2013

          ብቐዳምነት ርእይቶ ክትህብ ክለኻ ዓዋንን ቴስታ ዲ ጋሊናንን ዝብሉ ናይ ንዕቀትን ጸርፍን ቃላት ምጥቃም ኣይመድለየካን። ንስኻ’ውን ክብሪ ወዲሰብ ተረዳእ። ብዝተረፈ ወዮ ደኣ ንስኻ ከምኡ ተረዲእካዮ እምበር፣ እቲ ሕቶ ኣብ ኣስመራ ትሕዝቶኦ ትሕተ ባይታዊ ማይ ተሳኢኑ ዘይኮነስ ንእኹል ቀረብ ማይ ዝኸውን ዝተዋደደ ትሕተ ቅርጺ ዘይምህላዉ እዩ። እዚ ከኣ ሸለልትነት ናይቲ መንግስቲ ኢየ ባሃላይ ፍሹል ስርዓት እዮ። እቲ ጸገም ንዝሓለፉ 22 ዓመታት ህዝብና ንካልኦት ከበቢታት ሃገርና ራሕሪሑ ኣብ ኣስመራ ስለዝተኣከበ ዘይኮነስ ብሰንኪ ሸለትነትን ዘይቅርዑይ ብልሹው ምሕደራ ናይቲ ስርዓት እዩ። እሞኸደኣ እቲ ሓቂ እዚ እንከሎ ፣ ንዜጋታትና ካብ ኣስመራ ኮነ ካብተን ካልኦት ብሕጽረት ዝስተ ማይ ዝሳቐያ ዘለዋ ከተማታን ሐውሲ ከተማታትን ኪዱ ናብ ማይ ዝርከቦ ቦታ ኬድኩም ማይ ሃሰስ በሉ ምባል ሃየንታ ዘለዎ ዶ ኣይኮነን ፧ ካብዚ ንላዕሊ ንዕቀትን ባጫን ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ካልእ እንታይ ትጽበ ፧ እዚኣ ከም ሓንቲ ኣብነት ኢለ ጠቒሰያ ደኣልኹ እምበር ኣብ’ዘን ዝሓለፋ 22 ዓመታት ዝደርበዮ ጸርፍን ብደዐን ንዕቀትን ዝመልኦም ቃላት እልቢ የብሎምን። ብዝተረፈ ንስኻ ኮነ መትከል ናብ ጸርፊ ምህንዳድ ልምዲ ኣወጊድኩም ምስ ካልኦት ዜጋታት ኣብ ምክብባርን ምጽውዋርን ዝተሞርኮሰ ናይ ምርድዳእ መንፈስ ከተማዕብሉ ይግባእ። ብኸምዚ መንፈስ ስለዘይንቃራረብን ዘይንራዳዳእን ዘለና ኢና ከኣ እቲ ገባቲ ስርዓት ሕርሕራይ ገይሩ ዝጻወተልና ዘሎ። እዚ ወደሓንኩም!

    • Suleiman Salim September 17, 2013

      መልሓሰኛ በያን ብክብረት ስለ ዘይዓበየ ክብረት ዝበሃል ኣይፈልጥን እዩ። ጽቡቕ ጌርካ ፈሊጥካዮ ኣሎኻ ነዚ ዕደ።

  • Tewelde Belay September 18, 2013

    መትከላዊ ከምኡውን ሱለይማን ትብሃሉ ሰባትስ እንታይ ዓይነት ሰባት ኮን ኢኹም። ዳንደታት! ደሓን ኣይትእተዉ ድማ ኣስማት መሪጽኩም ኢኹም ትኣትዉ። ዓለም ኣበይ ከም ዘላ ቍሩብ ዘይስቈሮም ሰባት ርኣዩለይ። ጽባሕ ንግሆ እዚ ሰራቒ ኣያ ዝብሉዎ ወዲኒ ካብ ስልጣኑ ምስ ተባረረ ድማ ልክዕ ከምቶም ናይ ኢሰፓ ኣባላት ነበር “ተጋጊና ብምስጢር ንተሓባበር ኔርና ኢና!” ኢሎም ክመሻኸኑ እዮም። እዞም ሰባት እዞኦም ወይ ናይ መነነት ቅልውላው ዘለዎም ክኾኑ ኣለዎም ወይ ድማ ኣብ ኤርትራ ገለ ብጥቕሚ ዝተኣሳስሮም ነገር ኣሎ። ኣሽሓት ስዉኣት ረሲዕካ ግን ከምዚ ኣይበሃልን እዩ። ነውሪ! ሕጂ ክሓቶም ዝደሊ ግን፡ ነቲ ናይ ኢሳያስ ቃለመሕትት (ድስኩር ማለተይ እየ) ሰሚዕኩሞ ዶ? ኤርትራን ህዝባንከ ብፍትሕን ሕግን ይም አሓደሩ ኣለዉ፡ ሰብ ቀሲኑን ርህዩዎን ኣሎ፡ ሃገር ከምቲ እቲ ዓዋን መራሒኹም ዝበሎ (ቀደም ሕጂ ዘይኮነ) ኣብ ኦኣለም ቀዳመይቲ ድያ ዘላ? ንህዝቢ ኤለትሪክን ማይን ክትቅርብ ዘይከኣልካ ሃለውለው ትርጕም የብሉን። ስለዚ፡ ሕሰቡ! ኣዚርኩም ጠምቱ፡ ታሪኽ ኣንብቡ እብለኩም።

  • simerrrr2012 September 18, 2013

    What is the difference changing old higdef with new higdef? The organization never been free of higdef and will not be in future as long as higdef is in power. There is no love lost with the old leaders of the entity.

  • Noch September 18, 2013

    መትከላዊ ሓመድካ ዕደ :ካልእ ኢልካ ኸ ዘይተመኽኒ???
    ጒሒላ መደናገሪስ: ሰም ከመይኡ ኢሰያስ ድኣ ንምድንጋር ዝኣክል ቃላት ክመርጹን ኣስማት ከመላኽዑን ብምንባር: ምስሎም ክሽፍኑ ዜየሕፍሮም እሞከኣ እቲ ናቶም ንወደበት ከሸክሙ መሬት ይዓርቦም:: መትከላዊ ዶ ኢልካ ከመይ ብርእስኻ ተተኸል:: ን ኢሰያስ ወዲ ኮማሪት እዚ ኹሉ ዘይናቱ ሂብካስ: እቲ ናትካን ናቱን ንወደባት ከተጠቅን ከመይ ወደይ ብከብድኻ ኸርትት ክሳብ መርገም ዝረኽበልካ::

  • yared September 19, 2013

    yae esu u ka kab tsebuk neger hemak zeftwelna kemu ena kae
    nhena eta selam wela temtse nabzi zelenau ena kenmelsa
    bael suleman ka

  • yared September 19, 2013

    bael ekel;e ekelit ketselu nhena ab etsue meret na laeli kenen kaerer ena dem sebom zsetu ahewat ente halyomna dea it is a chance

  • pleroma Righteousness September 19, 2013

    Anta Gele duo Kble Ba’al Silieman Da’a Xerfi geydurguhulnna’ber…. Bzkhone knzareb keyenwahnna …. Issaias’si Bza’aba Hluw Nai Zste Mai Shgir Hagerna ‘kem Qedamnet Zr’eyo Gudai Zeymkhanu’ Dhri Mzrabu ; Mai Zdeli Nab Mai Zelewo Bota Ysagm Kbil Astemhri Hibu! Anes Mnalbat Hayal Nay Tarikhn Giographn Mhur Ikonkum ….. Gin Eti Qedem Kmhrunna Kelewusi Eton Nay Tinnti Siltanietat Gibtzi , Mesophotamia , Mexico …etc…. Ab Gemagm Whazti Felegat Eyen Agula’eli’en(Abiyen) Zblwen; Hji Dma Abo wenber PFDJ (Higdef) Ertrawi Post-Modern Era Civilization Kmhz Zdeleye’yu Zmesil……. Kal’e Dma Abo Wenber PFDJ Nab Ba’al Netabai Sulieman Solomon Ahmed (Etom Khatwo Zte’azezu) Hade T’ezaz Nab Ministry Ziena Kemahalalfu Tenegirwom ”Nhzbi Ertra (Nab Asmara kal’ott Ketematatn ZETEKORE Ymesil) ASTEMHRO BZA’EBA WUHULUL ATTEQAQMA MAI AMEHALALFU ELWOM ALO…… Dro dma Mimhdar zoba Ma’ekel Nedietatna Bza’eba Rukhuan Keyterefe Meriet krbrbalu Elen Boshbosh keyebl’o Temahtzinu’lo…………Bzkhone nzereba Zereba’mtz’o Da’a Koynnan Ember ….. Nabti Zmetyzena Zelo Lowtti Nedhb…..Zereban Sirahn Zmote Juntan Merahi’un Ayneqlb…..Change is at hand!

POST A COMMENT