Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ህዝባዊ ኣኼባ ኤርትራዊ ሃበራዊ ባይቶ ንደሞክራስያዊ ለውጢ – ኣብ ፍራንክፈርት።

  ኣቦ መንበር ኣሳናዳኢት ሽማግለ  ኤርትራዊ ሃገራዊ  ባይቶ ንደሞክራስያዊ  ለውጢ  ዶ/ር በሺር ኢስሓቕን ኣባል ሃገራዊ ባይቶ ዶ/ር ዮሱፍ  ብርሃኑን እቲ ንነዊሕ  እዋን   ብተደጋጋሚ  ክናዋሕ  ዝጸንሐ  መስርሕ  ምስንዳእ 2ይ ጉባኤ ሃገራዊ  ባይቶ ኣበይ ኩነታት በጺሑሎ  ንክጁሎም  ንኣባላቱን

 

ኣቦ መንበር ኣሳናዳኢት ሽማግለ  ኤርትራዊ ሃገራዊ  ባይቶ ንደሞክራስያዊ  ለውጢ  ዶ/ር በሺር ኢስሓቕን ኣባል ሃገራዊ ባይቶ ዶ/ር ዮሱፍ  ብርሃኑን እቲ ንነዊሕ  እዋን   ብተደጋጋሚ  ክናዋሕ  ዝጸንሐ  መስርሕ  ምስንዳእ 2ይ ጉባኤ ሃገራዊ  ባይቶ ኣበይ ኩነታት በጺሑሎ  ንክጁሎም  ንኣባላቱን  ደገፍቱን ኤ  ሃ ባ ንዲ  ለ ኣብ  ጀርመን   ንምሕባርን  ምብራህን  ካብ  ህዝቢ ዝቐርቡ ሕቶታትን ርእይቶታትን ደጋፊ  ይኹን  ነቓኣፊ ሓሳባት  ንምቕባልን ምስማዕን ንዕለት 15 01 2017 ዓ ም  ኣገዳሲ  ህዝባዊ  ኣኼባ ጸዊዖም ስለ ዘለዉ  ኩሉ  ኣገዳስነትን ቀጻልነትን  ኤርትራዊ ሃገራዊ  ባይቶ ንደ ሞክራስያዊ  ለውጢ ዘገድሶ  ኤርትራዊ ኣብዚ ተጸዊዑ ዘሎ  ኣኼባ  ተረኺቡ ኣፍል ጦኡ  ከዕዝዝን  ሃናጺዩ ዝብሎ ሓሳቡ  ከካፍልን  ብኣኽብሮት  ንዕድምን  ንጽውዕን።

ዕለት   15 ጥሪ 2017 ዓ  ም     (15 01 2017ዓ ም)

ስዓት   13:00   (ሰዓት ሓደ  ድሕሪ ቀትሪ)

ቦታ    Saalbau  Niederad

Heinrich-Stahl Strasse 3

65934 Frankfurt Am  Main

ብደሓን  ምጹ

ኣዳለውቲ

aseye.asena@gmail.com

Review overview
1 COMMENT
  • Samson hayle January 1, 2017

    Anta ayhafrun dyom 5 amet mulue seb qich mexiwo xeliewom si dedhriu endamexu kolel antum yehwatey eziom zeyhaferus men eyu kihafir .
    Dr yesuf ab siltan keleka zeyerekas hiji kkkkkkkkkkkkkk kab amlak tefedeywo eyu zbahal entay ybahal koynu

POST A COMMENT