Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ህዝባዊ ጻውዒት ንኹሉኹም ኣብ ላስ ቬጋስ እትርከቡ ኤርትራውያን

ኣብ ከተማና ላስ ቬጋስ (Vegas) ኩላትና እቶም ኣብ ኤርትራ ፍትሓዊ ስርዓት ክነግስ እንደሊ ኤርትራውያን ብሓደ ድምጺ እዋናዊ ናይ ይኣክል ንምልኪ ሕቡር መልእኽትና ከነስምዕ ስለዝኾና፡ ንሓሙስ ዕለት 11 ሚያዝያ 2019 ፡ ሰዓት 6:30 ኣጋምሸት፡ ኣብ Eritrean

ኣብ ከተማና ላስ ቬጋስ (Vegas) ኩላትና እቶም ኣብ ኤርትራ ፍትሓዊ ስርዓት ክነግስ እንደሊ ኤርትራውያን ብሓደ ድምጺ እዋናዊ ናይ ይኣክል ንምልኪ ሕቡር መልእኽትና ከነስምዕ ስለዝኾና፡ ንሓሙስ ዕለት 11 ሚያዝያ 2019 ፡ ሰዓት 6:30 ኣጋምሸት፡ ኣብ Eritrean American Community Center ተረኺብኩም ብተሳትፎኹም ነቲ ሃገራዊ ኣጋጣሚ ከተዕዝዙዎ ብኽብሪ ንዕድመኩም።

ኣድራሻ Eritrean American community center. 5580 West

Flamingo Road,

Las Vegas, Nevada

 

ኣወሃሃድቲ ሽማግለ ካብ ላስ ቬጋስ

aseye.asena@gmail.com

Review overview
NO COMMENTS

POST A COMMENT