Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

መቓብር ህሉዋት – ምዕራፍ 1፡ ምህናጽዶ ምፍራስ?

[gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2013/11/መቓብር-ህሉዋት-3.pdf"]

aseye.asena@gmail.com

Review overview
4 COMMENTS
  • ተ.መድኅን November 29, 2013

    ድንቂ ጽሑፍ።ግርም መልእኽቲ።ኣብ ወዲ ሰብን ንብረትን ክብሪ ዘይነበሮ ውድብ።

  • emotion without logic November 29, 2013

    እቲ ጸገም እዚ ሓው ጸሓፊ ዝትንትኖ ዘሎ ነዞም ሓድሽ ትውልዲ ዝኾንና ¨ክርእይዎ ዝጸልእዎስ ምስ ሞትኩ የሩሳሌም ወሲድኩም ቅበሩኒ¨ከም ዝብሃል እዩ ዝኾነና።ታሪኽ ናይዞም መጥፋእትና ስለ ዝኾነ።ክቡር ጽሓፊ ድማ ነቲ ጌጋታት በደል ተጋዳላይ ዘይኮነስ ናይ መሪሕነት እዩ እናበለ ነቶም ነዚ ግፍዒታት ክፍጸም ከሎ ስቕ ኢሎም ዝርእዩ ዝነበሩ ተጋደልቲ ሓራ የውጽኦም ኣሎ።እዚ ኩሉ ክግበር ሱቕ ኢሎም ዝርእዩ እንተኔሮም ፣ተጋደልቲ ዘይኮኑስ እኩባት ሰብ ብረት እዮም ኔሮም ማለት እዩ ። ብዘይ ተጋደልቲ ሻዕብያ ግፍዒን መከራን ናይ ሻዕብያ ስለ ዘየለ ነዞም ኣካልን ጸገንትን ናይዚ ግፍዒን ዝነበሩ ተጋደልቲ ከም ንጹሃት ጌሩ ከቕርቦም__ወጠጦ ንወጠጦ እንተፈረደስ ከይሕረድ ፈረደ እዩ ዝመስል። ጉንዳ ዕረ ኮይኑ ኣራንቺ ተቡቅል ተኽሊ ኣይርኣናን ።እቲ ዝተረፈ ርእይቶ ንኻልኦት መንእሰያት መሳቶይ ይገድፎ .

  • ተ.መድኅን November 30, 2013

    ዝኸበርካ emotion without logic…..ጽሑፍካ ሃቂ ዘይብሉ ስሚዒት’ዩ።ኣነ ነቲ ኣብ ሜዳ ዚነበረ ዝወቅስ ሃደ’የ።ምኽንያቱ ኣብ ክልቲኡ ውድባት፡ሰማዒ ዘይብሎም ኣብ ሸናጭሮ ተሳቕዮም፡ኣብ መወዳኣታ ሕይወቶም ከኣ ነቲ ምእንቲ ሃገር ኢሎም ዝሰርሕሉ ሰውራ ከዳዕ፡የሚን፡ወገናዊ፡ሕሉፍ ጸጋማዊ….እታ ዝዓበየት ከኣ ኣውራጃዊ ዝብላ ቃላት ኣብ ሃንጎሎም ኮለል ኣናበላ ሃቅነቶም ዝነግርሉ ደልዮም ስርቕርቕ ብዝበለ ኣዒይንቲ የማነ ጸጋም ኣናጠመቱ’ዮም ሓሊፎም።ክትፈልጦ ዘሎካ ኣዚ ግፍዒ’ዚ ዚገብሩ ኤርትራውያን ኢዮም።ዝኾነ ተቓላሳይ ኣቐዲሙ ዚፈለጣ ቃል ከኣ “ዚረኣዮ መሰረት ገይሩ ከይሓትት።ኣብ የማነ ጸጋሙ ዘሎ ጉዳይ ተገዲሱ ከየስተውዕል።ንኹሉ ከምዘይረኣየ ክሃልፎ፡ዝተባህሎ ክገብር’ዩ ፈለማ ተማሂሩ ” ነዚ ዘየማል አ ከኣ መቕጻዕቲ፡ሃለዋ ሰውራ፡ኣውራጃዊ፡ስልታን ዚተመነየ፡ለኽባጥ፡ጃሱስ….ኢዩ ዚበሃል።ስለዚ ከየፈተወ ነቲ ብዙሓት ዚትቀምሉ ይጥቀም።ንስካ ገድሊ ዘይፈተንካዮ ወይ ከኣ ኣብቲ ናይ ሃላፍነት ቦታ ስለዝነበርካ ግዲ ኮንካ፡……ጌጋታት በደል ተጋዳላይ ዘይኮነስ ናይ መሪሕነት እዩ እናበለ ነቶም ነዚ ግፍዒታት ክፍጸም ከሎ ስቕ ኢሎም ዝርእዩ ዝነበሩ ተጋደልቲ ሓራ የውጽኦም ኣሎ……ትብል ኣሎኻ።ልክዕ’ዩ ኩሉ ተጋዳላይ ናይዚ ዘሎናዮ ኩነታት ተሃታቲ ኣይኮነን።ምሽኪናይ ከም በጊዕ ማሕረዲ ናብ ዕዳጋ ተኾኪቡ ዝከይድ፡ናብ ሞት ዘለዎ ተኾኪቦም ይከዱ ኔሮም።ኩናት ከምዘጋጥሞም ቅድሚ’ታ ዜሮ ሰዓት ገለ ደቓይቕ’ዮም ዝፈልጡ።ገሊኦምስ ኮነ ተባሂሉ፡ኣብታ ኩናት ከምዝጠፍኡ ተጸኒዑ ዝተገብረ ከሎ ሓንቲ ዘይፈለጡ መራሕቲ ኣለው።ንሳቶም በቲ ዚተመሃሩዎ ትምህርቲ ክሞቱ ጥራሕ’ምበር ካልእ ዝገብሩዎ የለን።ርእይቶ ክህቡ እንተኾይኖም ድሕሪ’ቲ ኩነታት’ዩ።ኣብቲ ኩነታት ገለ ዝተኦኣዘበ ሰብ ኣንተኾይኑ ካብቲ ኩነታት ኣይምለስን’ዩ።ነየኖት ተጋደልቲ ኢና ንዛረብ ዘሎና።……እቲ ካብ 1972 ንደሃር ብልዑል ሃገራዊ ወኒ ተላዒሉ ዝወጸ ናይ ዩንቨርስቲ ተማሃራይን ምሁርን፡ካብ በለጭለጭ ዝብል ከተማታት ኤውሮፓ ዚተመልሰ እንተኾይኑ ኣቀዲሙ ኣብቲ ዘይድሊ ኩናት ዝህዝህ ኢሉ ጠፊኡ’ዩ።እዚ ዳሕራይ ካብ መጓሰን ማህረስን ሃደ ኢድካ ብረት ሃደ ኢድካ ዕርፊ ተባሂሉ፡ወይ ኣብ ሚሊሻን ምምሕዳራን ዚነበረ ገሊኡ ግፉፍ ሽሙ ጽሒፉ ዘይክእል’ዩ ኔሩ።እዚ ዳሕራዋይ ኣታ ዝተበሃለቶ ጥራሕ’ዩ ዝፈልጥ ( ኣብዚ’ዩ ከኣ ኢሳያስ ዝተኦኣወተ ንዑኡ ዚመስል ሰራዊት ኣቒሙ )ስለዚ ኣዞም ዳሕረዎት እወ ኣኩባት ኢሳያስ ናብ ዝበሎም ዚኣትው፡ንጸላ ኢ ኣላሽ ከብሉ ካብ መራሕቶም ዚወጣወጣ ኣእዳው ዘሰክፈኦ’ዩ።ኣቶ የማነ ከምዝበሎ፡ብጥይት ጸላኢ ክመውት’የ ዝብል ስኽፍታ ቀልጢፉዩ ዚበነልካ ኣብ ህግ፡ኣቲ ብጥይት ብጾተይ መኣስ’የ ዝቕተል ዚብል ስኽፍታ ብርቱዕ’ዩ ኔሩ ይብሉ።ኣብ ህግ እቲ ብፍላይ ግዳይ ናይ ሕማቕ ኣሰራርሃ ህግ ዝኾነ ተጋዳላይ ኢዩ።በቲ ይመውት፡በቲ ከኣ ተጸሪፉ ይቕጥቀጥ።ስለዚ ኣብ ተራ ተጋዳላይ ዚነበረ ጌጋ ነቲ ናይ ብሕቱ ባህሪ ዚምልከት’ዩ፡ኣቲ ዞኣበየ ጌጋ ኣብቲ ኣብ ጽፉፍ ቦታ ተቐሚጦም ሰባት ናይ ምጥፋእ ሜላን ጥበብን ዝምህዙ እኩባት መሪሕነት ዚኦገብሩዎ ጌጋ’ዩ ኣቲ ዞኣበየን ይቕረ ዘይበሃለሉ።ሃደ ኣብነት ክህበካ፡ሃደ እዋን፡ወተሃደራት ኢትዮጵያ ካብ ከተማ ወፊሮም ንእሽቶ ኩናት ይውላዕ።ኣብቲ ኩናት መራሒ ሃይልታትን መራሒ ቦጦሎኒ ኔሮም።መራሂ ቦጦሎኒ ከምቲ ንዑኡ ዝርደኦ ገይሩ የመሃድር።ናይ ሃንቲ ሃይሊ መራሒ ምስ ሓደ ናይሓንቲ ጋንታ መራሒ፡እታ ታባ ቲኣ ክትተሃዝ ዘለዎ’ያ።ምኽንያቱ ምንስሃብ ኣንተኾነ ዕድል ክከል ኣና’የን ስለዚ ነዛ ታባዚኣ ጋንታ ንስደደላ ይብሉዎ፡ንሱ በቲ ዚነበሮ ስልጣን ተጠቂሙ ” ወይ ክመርሖ ስቕ በሉ ወይ ኣነ ክገድፈልኩም ንሳትኩም ምርሕዎ…”ዝብል ቃል ምስምግራጩ ባዝነይ ሰሚዐ።ንሳቶም ስቕ ክብሉ ድሕሪ ናይ ሰዓት ተኹሲ፡ናይ ኢትዮጵያ ወተሃደራት ነታ ታባ ሒዘን፡ነታ ቦጦሎኒ ብድሕሪት ክጸፍ ዓኣ ጀመራ።ኣብዚ ከኣ እቲ ታባ ክትተሃዝ ኣለዋ ዝበለ መራሒ ሃይሊ ይውጋእ……ስለዚ ኣዚ እቲ ተጋዳላይ ዝተባህሎ ዝግበር ” መጋበሪ’ዩ ” ኣብቲ ምውሳን ይኹን ምቅዋም ዝኾነ ይኹን መሰል ኣይነበሮን።ስለዚ ርእይቶካ ከም ስምካ ስሚዒት’ምበር ኣብ ሃቂ ዝተመርኮሰ ኣይኮነን ።

  • Berihu Tewelde December 1, 2013

    ኢሞሽን ኤንድሎጂክ ትብሎ ዘለካ ምናልባሽ ወይጦ ህግደፍ ስለ ዝኾንካ ንኽትጽይቕ ትገብሮ ዘለኻ እዩ ክኸውን ዝኽእል። እምበር ንስኻኸ ኣበይ ዝወዓልካ ኢኻ እንተ ተባሃልካ እንታይ ክትምልስ ኢኻ። ህይወቶም ስለ ናጽነት ንዝወፈዩ ሰባት እንታይ ስለ ዝበደሉ ኢኻ ከምዚ ኢልካ ትሰሃሎም። ከማኻ ኣብ ውሻጠ ኣዲኦም ኣይተሓብኡን እኮ። ተጋዲሎም፡ ሰንኪሎም ተሰዊኦም። ርግጽ ኣብ ዝኾነ ቃልሲ ጌጋን ቅኑዕን ኣሎ እቶም ተራ ተጋደልቲ ይኹን በደል ዘይነበሮም እንታይ ኣቢሶም? ኣብ ኵናት ዘይወዓለስ በሊሕ ተባሂሉዶ ግዳ! ስለዚ፡ ኣተሓሳስብካ ኣርም! ወይ ድማ ኣገልጋሊ ህግደፍ መንደፍ ኢኻ እምበር ተቓዋማይ ክትከውን ከቶ ኣይትኽእልን።

POST A COMMENT