Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

መዓልቲ ናጽነት ኤርትራ! ዕድመ ንኤርትራውያን ተቀማጦ ሎንዶንን ከባቢአን

ዝኸበርክንን ዝኸበርኩምን ኤርትራውያን ደቂ ሃገርና፥ ንዕለት 25 ግንቦት 2019: መዓልቲ ናጽነት ሃገርና ክነብዕል ስለዝኾንና፡ ኩልኻትኩም ኤርትራውያን ክትሳተፉ ብኽብሪ ንዕድመኩም። ህዝቢ `ይኣክል!` ኢሉ ተላዒሉ ኣብዘለወሉ እዋን፡ ኩላትና ተኣኪብና ትርጉም ናጽነትና ክነስተንትን፡ መጻኢ ዕድልና ድማ ክንማኸር፡ ሓቢርና

ዝኸበርክንን ዝኸበርኩምን ኤርትራውያን ደቂ ሃገርና፥ ንዕለት 25 ግንቦት 2019: መዓልቲ ናጽነት ሃገርና ክነብዕል ስለዝኾንና፡ ኩልኻትኩም ኤርትራውያን ክትሳተፉ ብኽብሪ ንዕድመኩም። ህዝቢ `ይኣክል!` ኢሉ ተላዒሉ ኣብዘለወሉ እዋን፡ ኩላትና ተኣኪብና ትርጉም ናጽነትና ክነስተንትን፡ መጻኢ ዕድልና ድማ ክንማኸር፡ ሓቢርና መዓልቲ ናጽነትና ክንዝክር ኢና። ጽምብል ናጽነትና፥ እቲ ናይ በሓቂ ናትና ናይ ህዝቢ ኤርትራ ናይ ሓበን መዓልቲ ከም ዝኾነት ክንገልጽ ኢና።

 

aseye.asena@gmail.com

Review overview
NO COMMENTS

POST A COMMENT