Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

መግለጺ ሓዘን ካብ ኤርትራውያን ኣብ ከተማ ስያትልን ከባቢኣን።

መግለጺ ሓዘን ካብ ኤርትራውያን ኣብ ከተማ ስያትልን ከባቢኣን። ጽንዓት ንምሉእ ስድራቤት ንፍስሄር ዶክቶር ተወልደ ተስፋማርያም፡ ከምኡ ከኣ ንመላእ ህዝቢ ኤርትራ፡ ብናይ ዘለኣለማዊ ዕረፍቲ ናይ ክቡር ሓውናን ወላዲናን ዶክቶር ተወልደ  ተስፋማርያም (ወዲ ቫካሮ) ምኽንያት፡ መሪርን፡ ከቢድን

መግለጺ ሓዘን ካብ ኤርትራውያን ኣብ ከተማ ስያትልን ከባቢኣን።

ጽንዓት ንምሉእ ስድራቤት ንፍስሄር ዶክቶር ተወልደ ተስፋማርያም፡ ከምኡ ከኣ ንመላእ ህዝቢ ኤርትራ፡ ብናይ ዘለኣለማዊ ዕረፍቲ ናይ ክቡር ሓውናን ወላዲናን ዶክቶር ተወልደ  ተስፋማርያም (ወዲ ቫካሮ) ምኽንያት፡ መሪርን፡ ከቢድን ሓዘን እናተሰመዓና፡ ጽንዓት ንመላእ ስድራ ቤት፡ ከማኡ ከኣ ነቲ ንፍትሒን፡ ንለውጥን ሃንቀው ዝብል ዘሎ ህዝቢ ኤርትራ ጽንዓት ይሃብ።

ነፍስሄር ዶክቶር ተወልደ ተስፋማርያም፡ ካብ ከቢድ ሕማሙ ተንሲኡ በቲ ቅኑዕ ፖለቲካዊ ራኢኡን፡ ዘይወላወል መርገጺኡን፡ ንብዙሕ ደቂሱ ዝነበረ ኣካል ህዝቢ ኤርትራ ኣበራቢሩ ተስፋ ከምዝሃቦ ዘይከሓድ ሓቂ አዩ።

ከምኡ ከኣ ክሳዕ ዕለተ-ሞቱ ምእንቲ ሃገሩን ፡ ህዝቡን ዘበርከቶ ግዙፍ ሞያታት፡ ንዘለኣለም ኣብ ልቢ መላእ ህዝቢ ኤርትራን ታሪኽ ወለዶናን ነባሪ እዩ።

ሕጂ’ውን እንተኾነ፡ ሽሕ’ኳ ብኣካል ምሳና ኣይሃሉ’ምበር መንፈሱ ኩሉ ግዜ ምሳና ክህሉ እዩ። ንስድራ ቤቱን  ንመላእ ህዝቢ ኤርትራን  ክንድብስ  እንተደኣ ኰንና፡ ነቲ ዶክቶር ተወልደ ዝሓንጸጾ ቅኑዕ ዓላማ ኣብ ዓወቱ ምስ እነብጽሖ ጥራሕ አዩ። 

 

እግዚኣብሄር ኣምላኽ ኣብ ዓንደ- መስቀሉ ይቀበሎ፡ ኣሜን።

 

ምንቅስቓስ ንሓድነትን፡ ድሕነትን ኤርትራ፡ ኣብ ከተማ ሲያትልን ከባቢኣን፡

ሰምዬን ኣመሪካ።

 

aseye.asena@gmail.com

Review overview
4 COMMENTS
  • keren October 27, 2014

    Well said. Thank you.

  • wedi fre October 27, 2014

    AZMIKUM TIKBER.
    NIBUR ITIFELTUN ITETEGBURUN HIZBI.
    AJOKUM NIZNAA NITERANEF AWETNA NAI GHIDIN IYU!!!

  • david October 28, 2014

    Well said and thank you very much.

    We all need to pray for wisdom so we can all be honest with each other to move forward and respect his legacy.
    Our brother had the fear of God and he opened up and asked for forgiveness. How about us?
    We all have the responsibility as one people to our brothers and sisters who died and the once in prison, we need to unite and move forward for one common goal our people and our country.

    My brother rest in peace.

  • Peter October 28, 2014

    Giant of a man died, My heart cries out for your untimely death. Your country and your people need you dear brother.
    May the good lord receive your selfless soul.

POST A COMMENT