Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

መጸዋዕታ ንኹሎም ኤርትራውያንን ኤርትራውያን ኣመሪካውያንን ኣብ ደቡብ ካሊፎርኒያ፡ ከባቢ ሎስ ኣንጀለስ፡ ኦረንጅ፡ ሳን በርናርዲኖ፡ ሪቨር ስይድ፡ ሳን ዲየጎ፡

መጸዋዕታ ንኹሎም ኤርትራውያንን ኤርትራውያን ኣመሪካውያንን ኣብ ደቡብ ካሊፎርኒያ፡ ከባቢ ሎስ ኣንጀለስ፡ ኦረንጅ፡ ሳን በርናርዲኖ፡ ሪቨር ስይድ፡ ሳን ዲየጎ፡ ናይ ሎሚ ዓመት መዓልቲ ሰማእታት ኤርትራ አብ ትሕቲ ዝኽርና ክብሮም፡ ግብርና ደበሶም ዚብል ጭርሖ ሓቢርና ንምኽባር፡ ሃገራዊ ነጻነት

መጸዋዕታ ንኹሎም ኤርትራውያንን ኤርትራውያን ኣመሪካውያንን ኣብ ደቡብ ካሊፎርኒያ፡ ከባቢ ሎስ ኣንጀለስ፡ ኦረንጅ፡ ሳን በርናርዲኖ፡ ሪቨር ስይድ፡ ሳን ዲየጎ፡

ናይ ሎሚ ዓመት መዓልቲ ሰማእታት ኤርትራ አብ ትሕቲ ዝኽርና ክብሮም፡ ግብርና ደበሶም ዚብል ጭርሖ ሓቢርና ንምኽባር፡ ሃገራዊ ነጻነት ንኸልብሱና ሰማእታትና ዚኸፈልዎ ዚኸበረ ዋጋ ንዘለኣለም ክንዝከርን ክነኽበርን ከም ዚኾነ:  ንዝገድፉልና ሕድሪ ወትሩ እሙናትን ተማእዘዝትን ምዃና ንምርግጋጽ፡  ንቀዳም ሰነ 22፡ 2019  ካብ ሰዓት  1፡00 ክሳብ ሰዓት 5፡00 ድሕሪ ቀትሪ ኣብ

WESTCHESTER RECREATION CENTER

7000 W. MANCHESTER AVENUE

LOS ANGELES CA, 90045

ንኽትርከቡ ብትሕና ንዕድም

ህዝባዊ ምንቅስቓስ ኤርትራውያን ንዲሞክራሲ ኣብ ደቡብ ካሊፎርኒያ።

aseye.asena@gmail.com

Review overview
NO COMMENTS

POST A COMMENT