Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ምስጋና

ወላዲና ኣቶ ኣድሓኖም፡ ኣቦ ነቶም ካብ ኣብራኹ ዝወጻእና ጥራይ ዘይኮነ ኣቦ ኩሉ'ዩ ነይሩ፡፡ ብፍቕሩ፡ብሓልዮቱ ብብልሑ ብትብዓቱ ብጻዕሩ ዝልለ ኣቦ'ዩ ነይሩ፡፡ ኣብ 70ታት ነቶም ኣዘውቲሮም ኣብ ስርሑ፡ዝመላለሱ ዝነበሩ መንእሰያት ካብ ኢድ ጸላእቲ ዝተኻላኸለ፡ ዝሓብኤ፡ ዘህደመ ተባዕ

ወላዲና ኣቶ ኣድሓኖም፡ ኣቦ ነቶም ካብ ኣብራኹ ዝወጻእና ጥራይ ዘይኮነ ኣቦ ኩሉ’ዩ ነይሩ፡፡ ብፍቕሩ፡ብሓልዮቱ ብብልሑ ብትብዓቱ ብጻዕሩ ዝልለ ኣቦ’ዩ ነይሩ፡፡ ኣብ 70ታት ነቶም ኣዘውቲሮም ኣብ ስርሑ፡ዝመላለሱ ዝነበሩ መንእሰያት ካብ ኢድ ጸላእቲ ዝተኻላኸለ፡ ዝሓብኤ፡ ዘህደመ ተባዕ ወላዲ’ዩ ነይሩ፡፡ ወላዲና ምስ ዓቢ ዓቢ ምስ ንእሽቶ ንእሽቶ ምስኩሉ ዝዋዘን ቁምነገር ዘዕልልን ኣቦ ኩሉ መሓዛ ኩሉ ኮይኑ ሓሊፉ፡፡ ወላዲና ብኣካል ይፈለየና’ምበር፡ እቲ ጽቡቕ ስነምግባሩን ኣብነታዊ ወላዲ ሙኻኑን ኣብ ልብናን ልቢ’ቶም ኩሎም ፈለጥቱን ሓወልቲ ገዲፉ ብምኻዱ ህያው እዩ፡፡

1.ብስም ስድራበት ኣብ ኣስመራ በጻሕትና ንዝተቐበሉን ፍትሓት ንዘካየዱን፡

  1. ኣብ ኣመሪካ ካብ ርሑቕን ቀረባን መጺእኩዝበጻሕኩምናን ዘቃበርኩምናን፡ ከመኡውን
  2. ኣብ ዛምብያን ኣብ ሽወደንን ኣብ ቤትና መጺኩም ዘጻናናዕኩምና
  3. ብመራኸቢ ብዙሓንን ብስልክን ተኻፈልቲ ሓዘና ዝኾንኩም ኩልኹም የቐንየልና፡ ሕሰም ኣይትርከቡ እንዳበልና ጾሎትኩም ኣይፈለየና ንብል፡፡

ካብ ብዓልቲቤት ኣቶ ኣድሓኖም ወ/ሮ ጻድቃን ኣይበል ምስ ኩሎም ደቀን

aseye.asena@gmail.com

Review overview
2 COMMENTS
  • Wedi Akele August 5, 2017

    The dead man looks like a white man John Smith and not Habesha man Adhanom G/kidan.
    Mr Adhanom’s family should put out an old Habesha picture/photo and not an American photo.
    TsiniAt yihabkum melae sidrabet Ato Adhanom.

  • Berhe Tensea August 13, 2017

    RIP,, YOU WILL BE MISSED.

POST A COMMENT