Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ሰላማዊ ሰልፊ ኤርትራውያን ኣብ ኤምባሲ ኤርትራ ለንደን – ደገፍ ህዝባዊ ተቓውሞ ኣብ ኤርትራ

ሰላማዊ ሰልፊ ኤርትራዊ ሃገራዊ ኮሚቴ ተጣበቅቲ ሃይማኖታዊ ትምህርቲ ንዕለት10/11/2017 ካብ ሳዓት 12:00 ክሳብ ሳዓት 5:00 ናይ ምሸት ኣብ ፊት ኤምባሲ ኤርትራ ሎንደን ኣዳሊዪ ሰለዘሎ ኩሉ ኤርትራዊ ፈታው ሰላምን ደላይ ዲሞክራስያዊ ለውጥን ክሳተፎ ብትሕትና ንዕድም። ንተቀማጦ በርሚንጋሃምን ከባቢኣን

ሰላማዊ ሰልፊ
ኤርትራዊ ሃገራዊ ኮሚቴ ተጣበቅቲ ሃይማኖታዊ ትምህርቲ ንዕለት10/11/2017 ካብ ሳዓት 12:00 ክሳብ ሳዓት 5:00 ናይ ምሸት ኣብ ፊት ኤምባሲ ኤርትራ ሎንደን ኣዳሊዪ ሰለዘሎ ኩሉ ኤርትራዊ ፈታው ሰላምን ደላይ ዲሞክራስያዊ ለውጥን ክሳተፎ ብትሕትና ንዕድም።
ንተቀማጦ በርሚንጋሃምን ከባቢኣን ኣውቶቡስ ኣዳሊና ስለ ዘለና ኣብዚ ታሕቲ ተጠቂሱ ዘሎ ቁጽሪ ደዊልኩም ተመዝገቡ።
ኑሪ ማሓመድ ዓብደላ
44 7913 924058
ስዒድ ዓብድልሃዲ
+44 7877 106339
ዑስማን ሸካይ
+447400185151+
ብዳሓን ሞጹ
ኣዳለውቲ

 

Eritrean National Advocacy Group flof Religious Education is calling for Peaceful Demonstration in Solidarity with our Compatriots in Eritrea.

Date: Friday 10 Nov 2017 at 12pm
Venue: Eritrean Embassy in London, 96 White Lion Street, London N1 9PF
Coach will be available from Birmingham.
Assembly Point:
The Bordesely Centre( Amana)
Stratford Road, The Camp Hill
Birmingham B11 1AR

Time: 9:00am

To register & book a seat on a coach please call:
Nuri M Abdellah
:‭+44 7913 924058‬
Saeed Abdulhadi:
‭+44 7877 106339‬
Osman Shekai:
+447400185151

aseye.asena@gmail.com

Review overview
NO COMMENTS

POST A COMMENT