Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ሰራዊት ኢራን ‘ብሳብማሪን’ ወደብ ዓሰብ ይኣቱ፡ ነፈርቲ ኵናት ‘ኔቶ’ ኣብ ክሊ ማያት ቀይሕ-ባሕሪ ኤርትራ ይዝምብያ።

iranሰራዊት ኢራን ብ ‘ሳብማሪን’ (ናይ ትሕቲ ባሕሪ መራኽብ) ንወደባዊት ከተማ ዓሰብ ከምዝኣተወ ምንጭታት ሓቢሮም። እቲ ሰራዊት ብጀካ እቲ ዝዓጠቖ ባለስቲክ ሚሳይል ናይ ሩሑቕ ተንዘግዛጊ ሚሳይል ዓጢቑ ከም ዘሎን ብዝሑ ብርክት ዚበለ ከምዝኾነን ‘ውን ክፍለጥ ተኻኢሉ ኣሎ።

aseye.asena@gmail.com

Review overview
NO COMMENTS

POST A COMMENT