Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ቅዲ “ገረብ ብሓኽላ” ንምድሓን ልዕላውነት ኤርትራን ኤርትራዊ ሃገራዊ መንነትን

ዶር. ገብረ ገብረማሪያም ቀዳማይ ክፋል መቸስ፡ ወዲ ሰብ ማሕበራዊ እንስሳ ኢዩ ክባሃል ሰሚዕኹም ትኾኑ። እዚ ማለት ካኣ፡ ወዲ ሰብ ብሓባር ተጠርኒፉ ዝነብር ፍጡር ኢዩ ማለት ኢዩ። እቲ ጥራናፈ ካኣ ከከምደረጃታቱ ብዙሕ መልክዓት ዝሓዘ ክኸውን ባህርያዊ

ዶር. ገብረ ገብረማሪያም ቀዳማይ ክፋል መቸስ፡ ወዲ ሰብ ማሕበራዊ እንስሳ ኢዩ ክባሃል ሰሚዕኹም ትኾኑ። እዚ ማለት ካኣ፡ ወዲ ሰብ ብሓባር ተጠርኒፉ ዝነብር ፍጡር ኢዩ ማለት ኢዩ። እቲ ጥራናፈ ካኣ ከከምደረጃታቱ ብዙሕ መልክዓት ዝሓዘ ክኸውን ባህርያዊ ኢዩ። እዚ ማለት፡ እቲ ጥራናፈ በዞም ዝስዕቡ ደረጃታት፡ ከም ኣብነት፡ ከፋፊልካ ክረአ ይካኣል፦

aseye.asena@gmail.com

Review overview
NO COMMENTS

POST A COMMENT