Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ብስርዓት ህግደፍ ዝደስከለት ታሪኻዊት ስእሊ ናይ ጀነራል ስብሓት ኤፍሬም

ብስርዓት ህግደፍ ዝደስከለት ታሪኻዊት ስእሊ ናይ ጀነራል ስብሓት ኤፍሬም እዛ ፎቶግራፍ ኣብ ሓደ እዋን ጀነራል ስብሓት ኤፍረም ኣመሓዳሪ ከተማ ኣስመራን ከባቢኣን ኣብ ዝነበረሉ ግዜ ምስ መሳርሕቱ ኣባላት ባይቶ ከተማ እተስኣላ  እያ። ቅድሚ ገለ ኣዋርሕ ሓደ ኣባል ሚንስትሪ ዜና ምስ

ብስርዓት ህግደፍ ዝደስከለት ታሪኻዊት ስእሊ ናይ ጀነራል ስብሓት ኤፍሬም

እዛ ፎቶግራፍ ኣብ ሓደ እዋን ጀነራል ስብሓት ኤፍረም ኣመሓዳሪ ከተማ ኣስመራን ከባቢኣን ኣብ ዝነበረሉ
ግዜ ምስ መሳርሕቱ ኣባላት ባይቶ ከተማ እተስኣላ  እያ።
ቅድሚ ገለ ኣዋርሕ ሓደ ኣባል ሚንስትሪ ዜና ምስ ሓንቲ ጽሕፍቲ ታሪኽ ከተማ ኣስመራ ኣብ ዘዳለዋ ዓምዲ ከምቶም ኣብዛ ስእሊ ዘለዉ ዝደስከሉን እተሰዱን ኣባላታ ሕሱም ግዜ ኣርኪብዋ ከይትሕተም ተኣጊዳ ኣብ ኣርካይቭ እንዳዜና ዝደስከለት እያ።

ውልቀመላኺ ኢሳይያስ፡ ንዝቐተሎምን ዝኣሰሮምን ኤርትራውያን ካብ ኣእምሮ ህዝቢ ኤርትራ ከምዝርስዑ ንምግባር ዝወስዶ ቀዳማይ ስጉምቲ ዋላ ብሰነዳት ካብ ዓይኒ ህዝቢ ኤርትራ ከምዝኽወሉ ምግባር እዩ። ነቶም ኣብ ኤርትራ ዲሞክራስያዊ ምስግጋር ክህሉ፡ ቅዋም ክግበር ዝጠለቡ ላዕለዎት ሓለፍቲ ኣብ 2001 ድሕሪ ምእሳሩ፡ ኣብ ግዜ ቃልሲ ዝተሳእሉዎ ቪድዮታት ከይተረፈ እናቆረጸ ብምድርባይ፡ ብናይ ገዛእ ርእሱ ስእልታት እናተከአ ኣእምሮ ህዝቢ ኤርትር ንምድንድንቋር ፕሮፖጋንዳ ክገብር ምጽንሑ ይፍለጥ።

 

ምንጭታት ካብ ኣስመራ

aseye.asena@gmail.com

Review overview
8 COMMENTS
  • Azen June 12, 2019

    ኣንታ እዚ ሰብኣይ ጨርቁ ደርብዩ ዓቢዱ እዩ መስለኒ። ምስ ኩሉ ጎርባብቲ መሓዙት የዕሩኽ ተባኢሱ ከይኣክልስ ሎሚ ድማ ምስ ኣሳእል ናይ ቅድሚ ኣርብዓን ሰላሳን ዓመታት ክኳረይ ጀሚሩ።
    ነዛ ስእሊ ምስ ረኣየ እሞ ንበዓል የማነ ቻርሊ ሚኒስተር ናይ ሓሶት ፣ ምስ የማነ ማንኪ ኣማኻሪ ናይ ክፍኣት ክበኣስ እዩ። ቅደድዎ ዝተባህሉ ስእሊ ኣብ ቃልዕ ወጺኡ።
    ኣንቱም ሰባት እቲ ማጨሎት ሓዲ ሓሎ እንተዘጠቐሞስ ‘ቶም ኣዝማዱ ናብ ጋብር ደርዓንቶ ኣእዳዉ ኣሲሮም እንታይ ዘይወስድዎ። ::) 🙂

    • Hilna June 12, 2019

      The big question is how many from this photo are still alive or suffering in prisons?

  • Seb tefiuni June 12, 2019

    What is Sbhat Efrem still doing in Dubai? Is Dubai another modern Era ero .

  • Kalighe June 12, 2019

    እዚ ማኣስ ሓዲሽ ነገር ኮይኑ ፥ ኩሉ ምስ እሰያስ ዘይዋዓለ ፥ ታሪኽ ከም ዘይቡሉ ፥ ካብ መዛግብቲ ክድምሰስ ጸኒሑ ።
    ሕጂ ኣብ ኣዕሩኽቱ ፥ ምስ በጸሐ ሓዲሽ ይኾነና ኣሎ ?
    ስብሓት ኤፍረም ፥ ነቶም መንካዕ እሎም ንዝቀተሉዎም ደቂ ሃገር ፥ ንሶም’ውን ተቃለስቲ ነሮም ፥ ታሪኾም ይመዝገብ ፥ እሉ እንተዝኾውን ፥ ሎሚ ሕማቅ ረኺቡ ዝብል ምሃለወ።
    ነቶም ትማሊ ፥ ምሶኦም ዝበልዕን ዝሰትን ዝነበረ ጉጂለ15 ፥ ንሶምውን ታሪኽ ሰሪሖም ፥ እሉ እንተ ዝነብር ፥ ሎሚ ዝበኽየሉ ማሃለወ።
    እዱ ጸኒሓቶ።

  • Haben June 12, 2019

    Azen
    Isaias ab Eritrea bjeka sebeytun dequn sebel zeHsbo zemed ykun wedi Hawebo yeblun ezi sdi

    • Danilo June 12, 2019

      ሓው Haben,እቶም ደቁ ( ራዛ ናይ ኣብኡ ሓዛ ) እንተ እታ ሰበይቱ ግን፡ብውሹማታቱ ከም ትጽፋዕ መን ዘይፈልጥ።

  • Weldetensea Begos June 12, 2019

    Sibhat Efrem kabtom kendi xelaiti hizbi Eritrea hade iyu, tekematay Asmera biwahidi gezawoti misamareren hito misakreben zimelesho milash wetru zirisae aykonen. Kemzi kibil tezaribu neru, izi meret wanatatu alewo izom kkabbkalie zobatat zimexaikum aadikum kidu ilu melsi mihabu men mikuanu gelixulna neru.

  • Danilo June 12, 2019

    ሓው Haben,እቶም ደቁ ( ራዛ ናይ ኣብኡ ሓዛ ) እንተ እታ ሰበይቱ ግን፡ብውሹማታቱ ከም ትጽፋዕ መን ዘይፈልጥ።

POST A COMMENT